Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ምዝዛም ኣብ ዘሎ ተርሚናል ቪኣይፒ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ምዝዛም ኣብ ዘሎ ተርሚናል ቪኣይፒ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደት፦ ሚኒስትራትን ላዕለዎት ሰብ መዚ መነግስቲን ተረኺቦም። ብፍሬህይወት ሰፊው እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ…

ኢትዮጵያ 300 ሺሕ ሲኖፋርማ ክታበት ኮቪድ 19 ካብ ቻይና ተረኪባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ 300 ሺሕ ሲኖፋርማ ክታበት ኮቪድ 19 ካብ መንግስቲ ቻይና ተረኪባ። ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣሆ ዢያን፥ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ኣብ ዝተጠቕዓትሉ እዋን ቻይና ሕውነታዊ ደገፋ ዘረጋገፀት ፅንዕቲ ሃገር ኢያ ኢሎም። ኣብ ቀፃሊ…

ኣብ ሳንፍራንሲስኮ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ሰልፊ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሳንፍራንሲስኮ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ሰልፊ ኣካይዶም ። እቶም ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ጁንታ ህወሓት ዝፈፀሞ ክሕደት ሃገርን ናይ ሕሶት ፕሮፖጋንዳን ዝዝርግሑ ሚዲያታት ዝኹንን ሰልፊ እዮም ኣካይዶም።…

ኢትዮጵያ 300 ሺሕ ፍርያት ሲኖፋርም ክታበታት ኮቪድ19 ፅባሕ ክትርከብ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ 300 ሺሕ ኣብ ቻይና ዝተዳለወ ፍርያት ሲኖፋርም ክታበታት ኮቪድ19 ፅባሕ ከምትርከብ ተገሊፁ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ፍልፍል ብምግባር ግዜኢ ከምዝፀብፀቦ፥ ኣብ ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ብዝተገበረ ሓገዝ ኢትዮጵያ…

ምልባዕ ኮቪድ 19 ንምክልኻል ዝወፅአ መምርሒ ተግባራዊ ምዃን ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምልባዕ ኮቪድ 19 ንምክልኻል ዝወፅአ መምርሒ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ተግባራዊ ኮይኑ። ሚኒስቴር ጥዕናን ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራልን ዕለተ ቀዳም ብመሰረት ዝሃብዎ ጋዜጣወዊ መግለፂ፥ ምልባዕ ኮቪድ 19 ንምክልኻል ኣብ ልዕሊ ምንቅስቓስን ማሕበራዊ…

ውፅኢት ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ሎሚ መዓልቲ ወይ ፅባሕ ዕላዊ ክግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ 20 ጋቢት፣ 2013 ዓም (ኤፍቢሲ)ውፅኢት ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ሎሚ መዓልቲ ወይ ፅባሕ ዕላዊ ከምዝግበር ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ እርማት ፈተና ስለ ዝተዛዘመ ውፅኢቱ ዕላዊ ክኸውን ኢዩ።…

መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ንኣፍሪካ ኢሉ እውን ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ኦሎምፒክ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ኣብ ባርሴሎና በዓልቲ ዋና ፈላማይ  መዳሊያ ወርቂ  ባለቤት ንዝኾነት ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ።  ኣብቲ ስነ ስርዓት…

ዝሐሸ ፅሬት ዘለዎ ኣገልግሎት ንዘሃቡ 10 ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት መንግስቲ ፌዴራል ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ሽልማት ፅሬት ኢትዮጵያ ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ፌዴሪኢ ብምዃን ዘሰናድኦ መዛዘሚ መደብ ፍሉይ ውድድር ፅሬት ኣገልግሎት ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ከይዲ ኣወሃህባ ፅሬቶም ተመዚኑ ዝሐሸ ኣገልግሎት ንዘሃቡ 10 ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢንዱስትሪ ኣሙኒሽን ኢንጂነሪንግ ሆሚቾ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢንዱስትሪ ኣሙኒሽን ኢንጂነሪንግ ሆሚቾ ዑደት ገይሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ሰራዊት ምክልኻል ናይ ምፍራይ ዓቕሙ ኣጠናኺሩ ብዘላቕነት ሉኣላውነት ሃገር ምሕላው ኣብ…

ንምርጫ 2013 ዝኸውን ድልድል 700 ሰዓታት ቴሌቪዥን፣ 400 ሰዓታት ራዲዮን ጋዜጣን ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምርጫ 2013 ዝኸውን ንፓርቲታት ፖለቲካ ድልድል ነፃ ኣየር ሰዓትን ዓምዲ ጋዜጣን ቀሪቡ። እቲ ድልድል ተሞክሮ ሕሉፋት ምርጫታት፣ በዝሒ መራኸብቲ ሓፋሽን ዓቕሚ ብሄራዊ መራኸብቲ ሓፋሽን መሰረት ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ…