ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣየር ወለድን ኮማንዶን የመርቕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር መበል 12 ዙር ኣየር ወለድ ብርጌድን መበል 34 ዙር ኮማንዶን የመርቕ ኣሎ። እቶም ተመረቕቲ ብላቴ ኣብ ዝርከብ ማእኸል መሰልጠኒ ወፍሪ ፍሉይ ሓይሊ ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሸውዓተ ታካላት ልምዓት መንግስቲ ብር 780 ቢሊየን ናይ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዕዳ ከምዘለወን ተረጋጊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሸውዓተ ታካላት ልምዓት መንግስቲ ብር 780 ቢሊየን ናይ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዕዳ ከምዘለወን ምርግጋፁ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። ንዘይምርግጋእ ማክሮ ኢኮኖሚ ምላሽ ንመሃብ መንግስቲ ካብ ትካላት ልምዓት ምስ ልቓሕን መሰረታዊ ምኽንያታትን ተተሓሒዙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድልድል ኣየር ሰዓት ሻድሻይ ሓፈሻዊ መረፃ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ድልድል ኣየር ሰዓት ሻድሻይ ሓፈሻዊ መረፃ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ። ቦርድ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያን በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያን ኣብ ክሊ እቲ ድልድል ኣየር ሰዓት ኣድሂቦም ምስ መራኸብቲ ሓፋሽ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ምሰር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልላት ደቡብ፣ ሶማሌን ዓፋርን ደገፍ ንዝደሊዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ትግራይ ዝውዕል 53 ሚሊየን ብርን ናውቲን ደገፍ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ክልላት ደቡብ፣ ሶማሌን ዓፋርን ደገፍ ንዝደሊዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ትግራይ ዝውዕል 53 ሚሊየን ብርን ናውቲን ደገፍ ገይሮም። ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው መንግስቲን ህዝብን እቲ ክልል ኣብ ቀዳማይ ዙር ካብ ዝገበሮ ደገፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኤርትራን ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንምጅማር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኤርትራን ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ዳግም ንምጅማር ምስምዕምዐን ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብርሃም በላይ ተዛሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኤረትራ ዝገበርዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ናብ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኤርትራ ወትሃደራቱ ካብ ዶብ ኢትዮጵያ ንምውፃእ ተስማዕሚዑ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኤርትራ ወትሃደራቱ ካብ ዶብ ኢትዮጵያ ንምውፃእ ተስማዕሚዑ። ኣብ ኤርትራ ዑደት እናገረበሩ ዝርከቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዝገበሩዎ ልዝብ ኢዮም ኣብ ስምምዕነት በፂሖም ዘላዉ። ብምዃኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያን ላዕለዋይ ኮሚሽን ስብኣዊ መሰል ውሕመን ኣብ ትግራይ ምርመራታት ብሓባር ንምክያድ ተስማዕሚዖም Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያን ላዕለዋይ ኮሚሽን ስብኣዊ መሰል ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ)ን ኣብ ትግራይ ኣሎ ዝበሃል ሰብኣዊ ግህሰት ብሓባር ምርመራታት ንምክያድ ተስማዕሚዖም። ክልቲኦም ትካላት ሎሚ መዓልቲ ኣብቲ ጉዳይ ዘድሃበ ናይ ሓባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣስመራ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣስመራ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣስመራ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከካይዱ ኢዮም። ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ክልቲኣውን ቀጠናውን ዛዕባታት ብምድሃብ ክዛዩ ኢዮም ተባሂሉ። ብቀዳማይ…
ቢዝነስ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ንግዲ ሕጊ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ንግዲ ሕጊ ኣፅዲቑ። እቲ ኣዋጅ ን62 ዓመታት ኣብ ስራሕ ዝነበረ እንትኸውን፥ ካብ 1979 ዓ.ም ጀሚሩ እናተመሓየሸ ዝመፅአ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብቲ ኣዋጅ ዝነበሩ 825 ዓንቀፃት ከምዝተመሓየሹ ተገሊፁ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ንዘለዎ ስትራቴጂካዊ ርክብ ፍሉይ ቦታ ከምዝህብ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ንዘለዎ ስትራቴጂካዊ ርክብ ፍሉይ ቦታ ከምዝህብ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ሽርክና ሕብረት ኣውሮፓ ዩታኧርፕላይነን ምስ ኮሚሽነር ምምሕዳር ቅልውላው እቲ ሕብረት ያኔስ…