ህዝቢ ትግራይ ሰላሙ ንምንጋዕ ካብ ዝሰርሑ ሓይሊታት ንገዛእ ርእሱ ክሕሊን ክቃለሶምን ይግባእ – ዶክተር ሙሉ ነጋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ሰላሙ ንምንጋዕ ካብ ዝሰርሑ ሓይሊታት ንገዛእ ርእሱ ክሕሊን ክቃለሶምን ይግባእ ክብሉ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ሙሉ ነጋ ተዛሪቦም።
ዶክተር ሙሉ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ክልል ትግራይ ኣመልኪቶም ኣብ…