ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ ረቂቕ በጀት 2014 ዓ.ም 561 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ብዝርዝር ንኽረአ መሪሑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 15 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ።
እቲ ባይቶ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼቡኡ፥ ረቂቕ በጀት 2014 ዓ.ም 561 ነጥቢ 67 ቢሊየን ብር ብዝርዝር ተዛቲዩ።
ሚኒስትር ገንዘብ…