ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልዕሊ 2.5 ቢሊየን ብር ዝተሃነፀ ፕሮጀክት መስቀል ኣደባባይ ፅባሕ ክምረቕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልዕሊ 2.5 ቢሊየን ብር ዝተሃነፀ ፕሮጀክት መስቀል ኣደባባይ ፅባሕ ክምረቕ ኢዩ። እቲ ፕሮጀክት ቅድመ ሐዚ ዝወሃብ ዝነበረ ሃይማኖታዊ፣ ህዝባዊን ካልኦት ማሕበራዊ ምድላዋትን ተሓሳቢ ብምግባር ዝሓሸ ኣገልግሎት ንምሃብ ብዘኽእል ዝተሃነፀ ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ሓረስታይ ኣብ ምብፃሕ ሰብ ውልቀ ሃፍቲ ንክተሓባበሩ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ሓረስታይ ኣብ ምብፃሕ ውልቀ ሰብ ሃፍቲ ንክተሓባበሩ ፃውዒት ቀሪቡ። ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ትግራይ ከምዝበሎ፥ ኣብ ትግራይ ዘበናዊ ድኩዒ ናብ ሓረስታይ ንምብፃሕ ፀገም መጓዓዝያ ኣጋጢሙ ኣሎ። ስለዝኾነ እታወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክኸፋፉሉናን ክሸራርፉናን ዝፈታተኑና ንክንስዕር ንዝኾነ ይኹን ሰብ ጣልቃ ዘየእቲ ክቢ ንስራሕ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብዛዕባ ሓድነት ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ክኸፋፉሉናን ክሸራርፉናን ዝፈታተኑና ንክንስዕር ንዝኾነ ይኹን ሰብ ጣልቃ ዘየእቲ ክቢ ንስራሕ ኢሎም። ኣብ ክቢ ንነብር፣ ከቢብና ንበልዕ፣ ከቢብና ንደርፍ፣ ከቢብና ንበኪ፣ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣፈፃፅማ 10 ኣዋርሕ ፕሮግራም ቃልኪዳን ሰቖጣ ተገምጊሙ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ኣፈፃፅማ 10 ኣዋርሕ ፕሮግራም ቃልኪዳን ሰቖጣ ተገምጊሙ። ኣብቲ መድረኽ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ኣብርሃም በላይ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ተሳቲፎም። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓበይቲ ትካላት፣ ዶብ ዘለል ዓለም ለኻዊ ኣተሓሳስባን ባህሊን ምፍጣር እንትከኣል ዓባይ ሃገር ትህሉ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዓበይቲ ትካላት፣ ዶብ ዘለል ዓለም ለኻዊ ኣተሓሳስባን ባህሊን ምፍጣር እንትከኣል ዓባይ ሃገር ክትህሉ ከምትኽእል ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ኣብ ዝፀሓፉዎ ፅሑፍ፥ “ዓባይ ሃገር…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ስዓታት ብዝተኻየደ ምርመራ 40 ወገናት ቫይረስ ኮሮና ተረኺብዎም Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፈ 24 ሰዓታት ን117 ወገናት ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ዝተገበረሎም እንትኸውን ካብዝኦም እቶም 40 ወገናት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ሓለዋ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ክሳብ ሐዚ ኣብ ገዛ ንገዛ ሕክምና ኣገልግሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ናብ ፕሬዚዳንት ኡጋንዳ ዝተልኣኸ ደብዳበ ኣብፂሖም Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ፕሬዚዳንት ኡጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቬኒ ዝተልኣኸ ደብዳበ ኣብፂሖም። በቶም ሚኒስትር ዝተልኣኸ ጉጅለ ልኡኽ ምስ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ይ ብስልክ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዘተኦም፥ ናይተን ሃገራት ሉኣላውነት ንምኽባርን ዘለወን ምትሕብባር ንምቕፃል ዘለዎም ክልተኣዊ ድሌት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መቐለ ንልዕሊ 25 ሽሕ ኣባይቲ ተጠቀምቲ መብራህቲ ዝገብር ፕሮጀክት ህንፀት ቀዳማይ ዙር ብምዝዛም ተመሪቐ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዙርያ መቐለ ኣብ ዝርከባ 19 ጣብያታት ዘለዉ ልዕሊ 25 ሽሕ ኣባይቲ ተጠቀምቲ ግልጋሎት ሓይሊ መብራህቲ ዝገብር ፕሮጀክት ህንፀት ቀዳማይ ዙር ብምዝዛም ተመሪቑ ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ። እቲ ብ405 ሚልየን ብር ዝሳለጥ ዘሎ ፕሮጀክት ሎሚ ቐዳማይ ዙር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣስታት 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ንዝኾኑ ዜጋታት ደገፍ ተገይሩ-ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ትግራይ መሊስካ እግሪ ንምትካል ይስራሕ ኣብ ዘሎ ከይዲ ብኲናት ንዝተጎድኡን ዝተመዛበሉን ኣስታት 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ንዝኾኑ ዜጋታት ደገፍ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሎሚ…