ኣብ ዝቕፅል ክረምቲ ንዝካየድ ሳልሳይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ዓሸራ ምድላው ፈልሲታት ይካየድ ኣሎ – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅል ክረምቲ ንዝካየድ ሳልሳይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ዓሸራ ምድላው ፈልሲታት እናተኻየደ ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ሚኒስቴር ሕርሻ ኣብ 2013/14 ዘበነ ፍርያት ንዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ዓሸራ ብብርኪ ሃገር…