ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሓይሊ ፀሓይ 500 ሜጋ ዋት ንምፍልፋል ዘኽአል ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ሓይሊ ፀሓይ 500 ሜጋ ዋት ንምፍልፋል ዘኽአል ስምምዕነት ተፈሪሙ። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ መንጎ መንግስቲ ፌዴራልን ኣቡ ዳቢ ፊውቸር ኢነርጂ ካምፓኒ ፒ.ጄ.ኤስ.ሲ-ማስዳርን ኢዩ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ማሕበረሰብ ዓለም ብምትሕብባር ንምስራሕ ድልውቲ ምዃና ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሴ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ማሕበረሰብ ዓለም ሃናፂ ብዝኾነ መልክዑ ብምትሕብባር ንምስራሕ ድልውቲ ምዃና ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ታየ ኣፅቀስላሴ ኣፍሊጦም። ኣምባሳደር ታየ እናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ኣመልኪቶም ናብ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣብ ጉዳያት ዶብን ፀፅታን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲመን Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣብ ጉዳያት ዶብን ፀፅታን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ኮሚሽነር ጄኔራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገ / ሚካኤልን ዳይሬክተር ብሄራዊ ሓይሊ ፖሊስ ጅቡቲ ኮሎኔል ኣብዲላሂ ኣብዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሳህራዊ ዓረብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ሞሓመድ ሳሌም ኦልድ ሳሌክ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሳህራዊ ዓረብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ሞሓመድ ሳሌም ኦልድ ሳሌክ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ ናይ ሓባር ጉዳያትን ፀገማት ሳሃራዊ ዓረብ ዲሞክራቲክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኒውዮርክን ብራስለስን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ትውልደ ኢትዮጵውያንን ኢድ ኣእታውነት ወፃ ዝኹንኑ ሰላማዊ ሰልፊታት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኒውዮርክን ብራስለስን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ትውልደ ኢትዮጵውያንን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢን ዝኹንኑን ሓቀኛ ምስሊ ኢትዮጵያ ዝገልፁን ሰላማዊ ሰልፊታት ኣካይዶም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ድማ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ ኣጋሮ ሕፁይ ተወዳዳሪ ፓርቲ ብልፅግና ብምዃን ተመሪፆም Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፓርቲ ብልፅግና ንዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ጅማ ከተማ ኣጋሮ ንመረፃ ሕፁይ ተወዳዳሪ ገይሩ ከምዘቕረቦም ኣፍሊጡ። እቲ ፓርቲ ምልክት መረፅኡን ማኒፌስቶኡን ኣብ ከተማ ኣጋሮ ንኣባላትን ደገፍትን ኣብ ዘፋለጠሉ እዋን እዩ ንዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ኣዲስ ኣለም ባሌማ፣ ኣይተ ስብሓት ነጋ፣ ኣምባሳደር ኣባይ ወልዱን ካልኦት ተጠርጠርቲን ናብ ቤት ህንፀት ንኽኣትዉ ተዛዚዙ Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዶክተር ኣዲስ ኣለም ባሌማ፣ ኣይተ ስብሓት ነጋ፣ ኣምባሳደር ኣባይ ወልዱን ካልኦት ተጠርጠርቲን ናብ ቤት ህንፀት ንኽኣትዉ ተዛዚዙ። እተፖም ተጠርጠርቲ ናብ ቤት ህንፀት ከኣትዉ ተኣዚዙ ዘሎ ዓቃቢ ሕጊ ብመዝገብ ቁፅሪ 220866 መዝገብ ቅድመ ምርመራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ምስ ዝተሾሙ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ምስ ዝተሾሙ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ዝተዛተዩ፥ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ኣውስትራሊያ፣ ጋና፣ ጣሊያን፣ ቱርኪ፣ ስዑድ ዓረብ፣ ደቡብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ መሃማት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃመት ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ፥ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኣፍሪካ ኣብ ትግራይ ተፈፂሙ ዝተብሃለ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ምርመራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ኬሪያ ኢብራሂም ብዋግስ ንኽፍተሓ ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ምድብ መጋባእያ ኣራዳ ወይዘሮ ኬሪያ ኢብራሂም፣ ፕሬዚዳንት ላዕለዋ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዝነበራ ወይዘሮ ሕርቲ ምህረተአብን ኣማኻሪ መንግስቲ እቲ ክልል ዝነበሩ ኣይተ ውደጊዮርጊስ ደስታ፣ ከምኡ እውን ኣብ መዝገብ ክሲ…