ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ኮንፈረንስ ምርምር ፓርላማ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ኮንፈረንስ ምርምር ፓርላማ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፓርላማ፣ ዴሞክራሲያዊን ሰብኣዊንመሰላት” ብዝብል ርእሲ ኣብ መእከቢ ኣዳራሽ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ይሳለጥ ኣሎ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፥ ኣብ ውሽጢ ዴሞክራሲያዊ ፖለቲካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 12 ለካቲት መዓልቲ ሰማእታት እናተዘከረ ይርከብ Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ መበል 84 ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት 12 ለካቲት ኣብ ስድስት ኪሎ ሓወልቲ ሰማእታት ተረኺበን ሕቑፊ ዕምበባ ኣቐሚጠን። ብተወሳኺ ድማ ፕሬዚዳንት ማሕበር ሓርበኛታት ኣቦታት ልጅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲን መንበሪ ህንፃ ዲፕሎማሰኛታትን መሪቖም Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲን መንበሪ ህንፃ ዲፕሎማሰኛታትን መሪቖም። እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ንዝገበሮ ምጥብባር ኣመስጊኖም፡፡ ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተዛቲዮም። ኣብዘተኦም ድማ ኣብቲ ክልል እናተገበረ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ፣ ፀፅታ፣ ዝርገሐ መሰረተ ልምዓታትን ኣወሃህባ ኣገልግሎት ህዝቢን ዝርከበሉ ኩነታት ዝምልከት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 5 ላዕለዎት መኮንናት ናብ ቤት ፍርዲ ጦር ሰራዊት ምክልኻል ተዘዋዊሮም Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ርክብ ራዲዮ ሰራዊት ብምቁራፅ ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን መጥቃዕቲ ንኽበፅሕ ገይሮም ዝተብሃሉ ሓሙሽተ ላዕለዎት መኮንናት ናብ ቤት ፍርዲ ጦር ሰራዊት ምክልኻል ተዘዋዊሮም። እቶም ተጠርጠርቲ፥ ብርጋዴር ጀኔራል ገብረህይወት ሲኖሲዮስ፣ ብርጋዴር ጄኔራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ደቡብ ሱዳን ደቡብ ሱዳን ጀኔራል ጆንሰን ጁማ ኡኮት ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ደቡብ ሱዳን ደቡብ ሱዳን ጀኔራል ጆንሰን ጁማ ኡኮት ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሹም ጀኔራል ብርሀኑ ጁላን ላዕለዎት ኣዘዝቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ልምዓት ኣሜሪካ ምስ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ልምዓት ኣሜሪካ (ዩ ኤስ አይ ዲ) ሼን ጆንስን ኣባላት ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ መቐለ ዑደት ኣካይዶም። እቶም ዋና ዳይሬክተር ኣብቲ እዋን ዑደት፥ ምስ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፣ መተሓባበሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልላት ትግራይን ቤኒንሻንጉልን ዝተመዛበሉ ወገናት ንጥያሽ ዝውዕል ሒሳብ ቁፅሪ ባንኪ መተኣኻኸቢ ሓገዝ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልላት ትግራይን ቤኒንሻንጉልን ዝተመዛበሉ ወገናት ንጥያሽ ኣብ ዝገብሮ ፃዕሪ ንምድጋፍ ዝውዕል ሒሳብ ቁፅሪ ባንኪ መተኣኻኸቢ እቶት ዕላዊ ገይሩ። ሓገዝ ንምትእኽኻብ ብተደጋጋሚ ሕቶ እናቐረበ ከምዝነበረ ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መላእ ትግራይ ዳግም ኤሌክትሪክ ተቛሪፁ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተረፍምረፍ እቲ ጁንታው ኣብ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ብፈፀሙዎ መጥቃዕቲ ኣብ መላእ ትግራይ ዳግም ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ተቛሪፁ። ዓዲ ጉዱም ኣብ ዝበሃል ከባቢ ካብ ኣላማጣ- መኾኒ- መቐለ ኣብ ዝተዘርገሐ ልዑል መተሓላለፊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ህንዲ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ህንዲ ኣብህንዲ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም ድማ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ እናተሳተፈ ይርከብ፡፡ እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና…