ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንክልል ትግራይ እግሪ መትከሊ ዝውዕል ብር 150 ሚሊየን ሓገዝ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ክልል ሃረሪን ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋን ንመሊስካ ህንፀት ክልል ትግራይ ዝውዕል ብር 150 ሚሊየን ሓገዝ ተገይሮም። እቲ ሓገዝ ብምምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ርእሰ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያዊያን ብዘይኣፈላላይ ኢትዮጵያ ዘኽበርሉ ዓወት ኢዩ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያዊያን ብዘይኣፈላላይ ኢትዮጵያ ዘኽበርሉ ዓወት ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕረዚዳንት፥ ዓወት ዓድዋ ባርነት ካብ ምኽሻፍ ንላዕሊ ኢዩ ኢለን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፥ ኣብ ምኒሊክ አደባባይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን፣ ሃርበኛታት፣ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ካብ ዝተፈላለዩ ፍሉይ ዞባ ኦሮሚያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ ምኒልክ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ዝተረኸባ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሕቑፊ ዕምበባ ኣምቢረን። ኣብቲ በዓል ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ስዊድን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ስዊድን ስቴፈን ሎቨን ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ኣብ ክሊቲኣዊን ፍትሓዊ ክፍፍል ክታበት ኮቪድ19 ከምዝተዛተዩ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ኣብ ብሄራዊን አካባቢያዊን ኩነታት ፀጥታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ክልል ትግራይን ዞባ መተከልን ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝውዕል ብር 50 ሺሕ ሓገዝ ገይረን Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ክልል ትግራይን ዞባ መተከልን ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝውዕል ብር 50 ሺሕ ሓገዝ ገይረን። ኣቦ መንበር “ሰብኣዊ ፍቕሪ ንትግራይን መተከልን” ብዝብል ዝንቀሳቐስ ኮሚቴ መተኣኻኸቢ ሓገዝን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ታማኝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 125 ዓወት ዓድዋ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከባ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 ዓወት ዓድዋ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከባ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኸቢሩ። እቲ በዓል ዓወት ዓድዋ ዝዝክሩ ምድላዋት ከምኡ እውን መፅናዕታዊ ፅሑፋት ብምቕራብ ኢዩ ተኸቢሩ፡፡ ስለዝኾነ ድማ ኣብ ሃገራት ኬኒያ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ብዛዕባ ክልል ትግራይ ሓቅነትን ተኣማንነትን ዘይብሉ መግለፂ ሂቦም ኢዮም – ኣምባሳደር ሂሩት Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓን ብዛዕባ ክልል ትግራይ ኣብ ሓቂ ዘይተደረኸን ተኣማንነት ዘይብሉን መግለፂ ከምዘሃቡ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቤልጂም፣ ሉክዘምበርግን ሕብረት ኣውሮፓን ሂሩት ዘመነ ገሊፀን። ዶክተር ሂሩት እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዓወት ዓድዋ ውፅኢት ጅግንነት፣ ስምዒት ፍቕሪ ሃገርን ጥበብ ኲናትን ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቢይ ኣሕመድ መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእኽቶም ድማ ዓወት ዓድዋ ውፅኢት ጅግንነት፣ ስምዒት ፍቕሪ ሃገርን ጥበብ ኲናትን ከምዝኾነ ገሊፆም። “ጎራዴ ተዓጢቕካ መድፍዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንክልክ ትግራይ 100 ሚሊየን ብርን ዝተፈላለዩ ደገፋትን ገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንክልክ ትግራይ 100 ሚሊየን ብር፣ 35 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲ ቢሮ፣ 3 ኣምቡላንስን 2 መኪናን ደገፋትን ገይሩ። ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ አዳነች አቤቤ እቲ ደገፍ ንግዚያዊ ምምሕደር እቲ ክልል…