ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሰረት ኩሎም ነገራትን መፍትሒ ኩሎም ፀገማትን ሰላም ጥራሕ ኢዩ-ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ Gebremariam Weldegerima May 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓትሪያሪክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ ቀዳማዊ፥ መሰረት ኩሎም ነገራትን መፍትሒ ኩሎም ፀገማትን ሰላም ጥራሕ ኢዩ ክብሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሞሮኮ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሞሮኮ ናስር ቦሪታ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ዓለም ለኻዊን ምትሕብባር ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ትኹረት ዝገበረ ኢዩ ነይሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፓርክ ሕውነት ክካየድ ዝቍነየ መርሃ ግብሪ ሰሙነ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima May 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፓርክ ሕውነት ክካየድ ዝቍነየ መርሃ ግብሪ ሰሙነ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ። ኣብ መዛዘሚ እቲ ፕሮግራም ዝተረኸባ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፥ እቲ ፌስቲቫል ደሚቕን ዘይርሳዕን ኢዩ ኢለን። ኢትዮጵያ ዓብዪ ሃፍቲ ከምዘለዋ ዘገንዘበ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ 33 መኻይን ቢሮን ካልኦት ናውቲን ንክልል ትግራይ ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima May 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (USAID) ንቢሮ ዘገልግላ 33 መኻይንን 10 ነጥቢ 6 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ዝተፈላለዩ ካልኦት ናውቲን ንቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሓገዝ ገይሩ። ተወከልቲ እቲ ትካል፥ ኣብ ቀፅሪ ቢሮ ጥዕና ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ዘንበረቶ ክልከላ ቪዛ ንክፍለ ዘበናት ዝፀንሐ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ዘሐርፍፍ ኢዩ- ኣባላት ዳያስፖራ Gebremariam Weldegerima May 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ዘንበረቶ ክልከላ ቪዛ ንክፍለ ዘበናት ዝፀንሐ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ዘሐርፍፍ ከምዝኾነ ኢትዮጵያውያንን ኣባላት ዳያስፖራ ማሕበረሰብን ገሊፆም። ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝነብሩ ኣባላት ዳያስፖራ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ እቲ ውሳነ ኣግባብነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ሚስተር ምክልኻል ጥሜትን ሰብኣዊ ጉዳያትን እግግሊዝ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ሚስተር ምክልኻል ጥሜትን ሰብኣዊ ጉዳያትን እንግሊዝ ኒክ ዳየር ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ብዛዕባ ክልል ትግራይ ዝምልከቱ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ተላዒሎም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘለና ሃፍቲ ሚኢቲ ሚሊየን ህዝብና ምዃኑ ፈሊጥና ኢትዮጵያ ንምቕያር ብሓባር ደው ንበል – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima May 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ኣሕመድ”ዘለና ሃፍቲ ሚኢቲ ሚሊየን ህዝብና ምዃኑ ፈሊጥና ኢትዮጵያ ንምቕያር ብሓባር ደው ንበል” ክብሉ ፀዊዖም። “ኢትዮጵያውያን ብዙሕ ዘለና፣ ግን ዘይንፈልጦ፣ ክነጠናኽሮ ዝግበአና ጥንኩር ጊኒና ዝረሳዕናን ዘይብልና ነገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተነበረ ምኽልካል ቪዛ ግቡእ ዘይኮነ ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima May 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ጆ ባይደን ኣብ ልዕሊ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘመሓላለፎ ውሳነ ምኽልካል ቪዛ ኣግባብ ከምዘይኮነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ምምሕዳር ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ኣብ ልዕሊ ሓለፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውዲ ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ኣብ ምምላእ መሰረታዊ ድሌት ዜጋታት ከምዘተኮረ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima May 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ዓውዲ ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ኣብ ምምላእ መሰረታዊ ድሌት ዜጋታት ትኹረት ከምዝገበረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንምድኻምን ሓድነታ ንምንጋዕን ካብ ዝኾነ ይኹን ኣካል ዝህቀን ትንኮሳን ፅዕንቶን ብሓባር ክንምክት ይግባእ-ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ Gebremariam Weldegerima May 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንምድኻምን ሓድነታ ንምንጋዕን ካብ ዝኾነ ይኹን ኣካል ዝህቀን ትንኮሳን ፅዕንቶን ብሓባር ክንምክት ይግባእ ክብሉ ኣምባሳደር ታዬ አጽቀስላሴ ተዛሪቦም። ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ መልእኽተኛ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ፥…