ምዕራፍ ምኽባር ሕጊ ብዓወት ተዛዚሙ ኣሎ ኣብ ዝቕፅል እዋን ዓቢዪ ስራሕ ከምዝፅበየና ከይንርስዕ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ናይ እናኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን።
“ሰራዊት ምክልኻ ሃገር ልዑል መስዋእትነት ከፊሉ ንዘጎናፀፈና ክብሪ መላእ ኢትዮጵያውያን እንኳዕ ደስ በለና ደስ በለኩም” ኢለን፡፡…