Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣይ ኤም ኤፍ ብብርኪ ሰብሞያታት ኣብ ኣወሃህባ ዝተናወሐ ልቓሕን ሓገዝ ገንዘብን ኣመልኪቱ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ስምምዕነት ምብፅሑ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ ዓለም (አይ ኤም ኤፍ) ብብርኪ ሰብሞያታት ኣብ ኣወሃህባ ዝተናወሐ ልቓሕን ሓገዝ ገንዘብን ኣመልኪቱ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ስምምዕነት ምብፅሑ ኣፍሊጡ፡፡ ብሶሊና ጃይን ቻንድራ ዝተመርሐ ጉጅለ ምስ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ጉዳይ መረፃ ኣድሂቦም ምስ ኣመራርሓታት ፌዴራልን ክልላትን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጉዳይ መረፃ ኣድሂቦም ምስ ኣመራርሓታት ፌዴራልን ክልላትን ምዝታዮም ኣፍሊጦም። ኣብቲ ዝተገበረ ዘተ ስራሕቲን ሓላፍነታትን መንግስቲን ፓርቲን ሓደ ተገይሮም ከይቑፀሩ ግልፂ መፍለዪታት ከምዝተቐመጡ እቶም ቀዳማይ…

ኣብዚ ሰሙን 15 ተለኣኣኽቲ ጁንታ ናብ ሃገርና ኣይንኸድን ብምባል ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጁባ ህውከት ንምፍጣር ፈቲኖም-ሜ/ጄ መሓመድ ተሰማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ኣብ ጁባ ዝርከብ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም መበል 15 ሞተራይዝድ ፃንሒቱ ንዝዛዘመ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ኣብ ምቕያር እናሎ 15 ኣባላት እቲ ሰራዊት ተለኣኣኽቲ ጁንታ ናብ ሃገርና ኣይንኸድን ብምባል ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጁባ ህውከት ንምፍጣር ፈቲኖም…

ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 75 ዓለም ለኸ ትካላት ሰብኣዊ ሓገዝ ይሰርሑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድሊዮም ሓገዝ ንምግባር ኣብዚ ሕዚ እዋን ልዕሊ 75 ዓለም ለኸ ትካላት ሰብኣዊ ሓገዝ እናተንቀሳቐሱ ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ እዋናዊ…

“ብርሃን ዝርከብ ብኣምፑል ኢዩ” – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ “ብርሃን ዝርከብ ብኣምፑል ኢዩ” ክብሉ ኣብ ህንፀት ፕሮጀክት መገዲ ኣስፋልት ጭዳ - ጅማ ኣብ ዘጀመሩሉ መርሃ ግብሪ ገሊፆም። ጅማን ከባቢኣን ካብ ታሪኻዊ ቦታታት ኢትዮጵያ ሓደ ይኹን እምበር ኣብ ዝሓለፉ 30 ዓማውቲ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ብር 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ወፃኢ ዝግበረሉ ህንፀት መገዲ ኣስፋልት ጅማ – ጭዳ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብር 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ወፃኢ ዝግበረሉ ህንፀት መገዲ ኣስፋልት ጅማ - ጭዳ ኣጀሚሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ መጀመሪ እቲ ፕሮጀክት ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይ ደመቀ መኮንን…

ቻይና መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝገብሮ ሓገዝ ህዝቢ ናብ ዝነበሮ ስሩዕ ህይወት ንምምላስ ዝገብሮ ፃዕሪ ከምትድግፍ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ዝገብሮ ሓገዝ ህዝቢ ናብ ዝነበሮ ስሩዕ ህይወት ንምምላስ ዝገብሮ ፃዕሪ ከምትድግፍ ኣፍሊጣ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዋንግ ዌንቢን ሃገሮም ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ኣብ ቀጠናዊን ኩለመዳይ ጉዳያትን ከምዝተላዘቡ ኣብ ትዊተር ገፆም ኣፍሊጦም። ብተወሳኺ ኢትዮጵያን ውድብ…

ገምጋም ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት በቢኣብያተ ዕዮኡ ዝተኻየዱ ዓበይቲ ፍፃመታት ዝተርኣዩሉ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት በቢኣብያተ ዕዮኡ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋራሕ ዝተኻየዱ ዓበይቲ ፍፃመታት ዝተርኣዩሉ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ምቹዋት ኩነታት፣ ዕናቅፋታት፣ ምንቅስቓሳት ማሕበራዊ ሓላፍነት፣…

ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንመከላኸሊ ኣየር ብሓዱሽ ዲዛይን ዘስረሖ መፍለዪ ኣርማን ዘህነፆ ሓዱሽ መገዲ ኣስፓልትን ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤ.ቢ.ሲ)ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ንመከላኸሊ ኣየር ብሓዱሽ ዲዛይን ዘስረሖ መፍለዪ ኣርማን ዘህነፆ ሓዱሽ መገዲ ኣስፓልትን ኣመሪቑ። እቲ መፍለዪ ኣርማን ሓዱሽ ኣስፓልት መገዲን መሪቖም ብምኽፋት መደረ መምርሒ ስራሕ ዘስምዑ፥ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር…