ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ዘውዴ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ደቡብ ኣፍሪካ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሣህለወርቅ ዘውዴ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣምሪሐን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ጆሐንስበርግ ኦሊቨር ታምቦ አንትበፅሓ ሚኒስትር ማሕበራዊ ልምዓት ደቡብ ኣፍሪካ ሊንዲዌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣርባዕተ ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 705 ሰንጋታትን 7 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብርን ድጋፍ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባታት ቦረና፣ ምዕራብ ጉጂ፣ ምዕራብ ሃረርጌን ፊንፊኔ ዙሪያን ፍሉይ ዞባ ኦሮሚያን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 705 ሰንጋታትን 7 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብርን ድጋፍ ገይሮም። ካብ ኣርባዕቲአን ዞባታት ዝተወከሉ ሓለፍቲ ስራሕን ኣባገዳታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ክልል ትግራይ ናብ ሱዳን ኣብ ክሊ ዝኣተዉ ኢትዮጵያውያን ምስ መንግስቲ ሱዳን ብምትሕብባር ይስራሕ ኣሎ-ኣምባሳደር ይበልጣል ኣዕምሮ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ክልል ትግራይ ናብ ሱዳን ኣብ ክሊ ዝኣተዉ ኢትዮጵያውያን ምስ መንግስቲ ሱዳን ብኹለ መዳይ ብምትሕብባር ይሰርሕ ከምዘሎ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ይበልጣል ኣዕምሮ ገሊፆም። ኣብ ሱዳን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጁንታ ህወሓት ናይ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብዘይኮነ ሰብ ኣልባ ኣውሮፕላን መጥቃዕቲ ተፈፂሙኒ ኢዩ ዝበሎ ሓበሬታ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ኢዩ- ሜጀር ጄኔራል ይልማ… Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስግብግብ ጁንታ ህወሓት ናይ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብዘይኮነ ሰብ ኣልባ ኣውሮፕላን መጥቃዕቲ ተፈፂሙኒ ኢዩ ዝበሎ ሓበሬታ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሜጀር ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም። ሜጀር ጀኔራል ይልማ ምስ ፋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ትግራይ ዝወስዶ ዘሎ ሕጊ ናይ ምኽባር ስጉምቲ ምዃኑ ኣብ ኖርወይ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ምሁራን ንኮሚቴ ሽልማት ናቤል ሰላም ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ዝወስዶ ዘሎ ሕጊ ናይ ምኽባር ስጉምቲ ምዃኑ ኣብ ኖርወይ ዝነብሩ 28 ኢትዮጵያውያን ምሁራን ንኮሚቴ ሽልማት ናቤል ሰላም ኣፍሊጦም። እቶም ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝፀሓፍዎ ደብዳበ፥ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ፅንፈኛ ጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ዘውዴ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣምሪሐን Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሣህለወርቅ ዘውዴ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣምሪሐን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ዝህልወን ፃንሒት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ እታ ሃገር ክዛተያ ኢየን ዝብል ትፅቢት ኣሎ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ክልል ትግራይ መድፍዕ ብምትኳስ መጥቃዕቲ ይፍፅም ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ክልል ትግራይ መድፍዕ ብምትኳስ መጥቃዕቲ ይፍፅም ከምዘሎ ተገሊፁ። ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣቢሉ ዝበፅሖ መጥቃዕቲ ምሽካም ዘይከኣለ ጉጅለ ህወሓት፥ ካብ እዝ ሰሜን ዝሰረቖም ታንኪታት ደርቢዩ ምኻድ ከምዝጀመረ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 499 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 201 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 499 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 104 ሺሕን 427…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ኣመራርሓታት ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ጁንታ ህወሓት ካብዚ ዝኸፍአ ጥፍኣት ቅድሚ ምብፅሑ ብህፁፅ ናብ ፍርዲ ንኽቐርብን ህዝቢ እታ ከተማ ከይጉዳእን ኣብ ዝግበር ወፍሪ ምኽባር ሕጊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ሰራዊት መበል 23 ክፍለ ጦር ኣብ ምርግጋፅ ድሕንነት ግድብ ህዳሰን ከባቢኡን ግቡእ ሓለዋ እናገበሩ ከምዝርከቡ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣባላት ሰራዊት እዚ ምዕራብ መበል 23 ክፍለ ጦር ኣብ ምርግጋፅ ድሕንነት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያን ከባቢኡን ከምቲ ልሙድ ብትግሃት እናሰርሑ ከምዝርከቡ ኣፍሊጦም። ካብ ሞንጎ ኣባላት እቲ ክፈለ ጦር ሌተናል ኮሎኔል ወንድሙ ሃብቴ ከምዝገለፁዎ፥…