Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ንኹሉ ዜጋ እትምቹ ሃገር ንሃንፅ ኣለና – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣስታት 9 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ፖርክ ኢንዱስትሪ ዝተዋደደ ግብርና ቡልቡላ ተመሪቑ። እቲ ፓርክ ኢንዳስትሪ መሪቖም ዝኸፈቱ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ፥ ንኹሉ ዜጋ እትምቹ ሃገር ንሃንፅ ኣለና ኢሎም። ንሕና በዕቱብ…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ምርጫ ዝዕዘቡ ሰብ ሞያ ንምልኣኽ ባህጊ ከምዘለዎ ኣፍሊጡ- ኣምባሳደር ዲና

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ቅድመ ሐዚ ተዓዘብቲ ናይ ምልኣኽ ትልሙ ከምዝሰረዘ ዝገለፀ እንትኸውን፥ ሐዚ ድማ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ሃገራዊ ምርጫ ዝዕዘቡ ሰብ ሞያ ንምልኣኽ ባህጊ ከምዘለዎ ምፍላጡ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ…

ንፀላእትና ብፀጋማይ ኢድና እናሓለና ብየማናይ ኢድና እናሰራሕና ክኸውን ኣለዎ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮጀክት መገዲ ሞጆ-መቂ-ባቱ መሪቖም ከፊቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሃገርና እንሃንፃ ንፀላእትና ብፀጋማይ ኢድና እናሓለና ብየማናይ ኢድና እናሰራሕና ክኸውን ኣለዎ ክብሉ ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ  ፕሮጀክት መገዲ ሞጆ-መቂ-ባቱ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ  ኣሕመድ ፕሮጀክት መገዲ ሞጆ-መቂ-ባቱ መሪቖም። እቲ ፕሮጀክት 92 ኪሎ ሜትሮ ነውሓት ዘለዎ እንትኸውን፥ ካብ ሞጆ-መቂ 56 ነጥቢ 4 ኪሎ ሜትር፣ ካብ መቂ ባቱ ዘሎ ድማ  37 ኪሎ ሜትር ዝሽፍን ኢዩ። ነቲ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኩሉ ሕብረተሰብ ኢድ ንኢድ ተተሓሒዙ ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ፀገማት ብፅንዓት ንኽፃወር ፀዊዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢን ሓላዊት ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያን ሳህለወርቅ ዘውዴ ኩሉ ሕብረተሰብ ኢድ ንኢድ ተተሓሒዙ ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ፀገማት ብፅንዓት ንኽፃወር ፃውዒት ኣቕሪበን። እተን ፕሬዚዳንት ፅባሕ ዝኽበር ዓለም ለኸ መዓልቲ ቀይሕ…

ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ልቓሕ 200 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ልቓሕ 200 ሚሊየን ዶላር (ብር 8 ነጥቢ 4 ቢሊየን) ተፈራሪሞም። እቲ ናይ ልቓሕ ገነንዘብ ብዋንኡ ኢትዮጵያ ኣብ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ንዝሃቀነቶ ሰፊሕ ሽቶ ልምዓት ኣገዳሲ ዝኾነ ኣካታቲ ዲጂታል…

ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዘሕብን ተግባር ንዝፈፀሙ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኣፍልጦን መዓርግን ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ኣብ ትካላዊ ሪፎርምን ፅቡቕ ኣፈፃፅማ ንዝነበሮም ላዕለዎት መኮናት ስነ-ስርዓት ምሃብ ሽመት፣ ኣፍልጦን መዓርግን ኣካይዱ። ስለዝኾነ ድማ 44 ላዕለዎት መኮንናት፣ 47 መስመራዊ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ካብ 2020 ጀሚሩ ኣብ ዘፈር ፋይናንስ ብዝተሰርሑ ስራሕቲ ዕዉታት ለውጢታት ከምዝተመዝገቡ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2020 ጀሚሩ ኣብ ዘፈር ፋይናንስ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዕዉታት ለውጢታት ከምዝተመዝገቡ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝሓበሩዎ፥ ናይ…

ውድብ ሕቡራት ምንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል 65 ሚሊየን ዶላር ለቒቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት ምንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል 65 ሚሊየን ዶላር ክልቀቕ ወሲኑ። እቲ ሓገዝ ኣብታ ሃገር ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድልዮም ዜጋታት ምግቢ፣ መፅለሊ፣ ቀረብ ፅሩይ መስተ ማይን ግልጋሎት ሕክምናን ንኽኽቡ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንፕሬዚዳንት ኒጀር ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ መብርሂ ሂበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ንፕሬዚዳንት ኒጀር ሞሃመድ ባዞም ኣብ ክሊ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ በምድሃብ መብርሂ ሂበን። እተን ፕሬዚዳንት መበርሂ ዝሃባሉ ምኽኒያት፥ ኒጀር ተለዋጢት ኣባል ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምዃና…