ሱዳን ዶባ ብዝተጠናኸረ መገዲ ክትሕሉ እምበር መሬት ኢትዮጵያ ንኽትሕዝ ፍቓድ ዝሃባ የለን – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘሎ ዘይምስምዕማዕ ብሰላማዊ ድርድር ንኽፍታሕ ኢትዮጵያ ሕዚ እውን ድልውቲ ከምዝኾነት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስትር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ዝሃቡዎ ሳምንታዊ መግለፂ፥ ሱዳን ኣብ ዶብ ከባቢ…