ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ዞባ ዳውሮ ንቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ሰልፊ ደገፍ ይካይዱ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ዳውሮ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ይህብዎ ንዘለዉ ዕዉት ኣመራርሓ ለውጢ ብምድጋፍ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ። እቶም ነበርቲ ኣብ ዘካየድዎ ሰልፊ፥ ኣብ ጎድኒ ቀዳማይ ሚኒስትር ብምስላፍ ዝተጀመረ ጉዕዞ ልምዓት ክነቐፅል ኢና፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ሪጅን ሰሜን ካብ ዘለዉዎ ጣቢያታት ን365 ግልጋሎት ድምፂ ሞባይልን ስሩዕ ስልኪን ምጅማሩ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ሪጅን ሰሜን ካብ ዘለዉዎ ጣቢያታት ን365 ግልጋሎት ድምፂ ሞባይልን ስሩዕ ስልኪን ምጅማሩ ገሊፁ። እቲ ትካል ኣብ ሪጅን ሰሜን ዘሎ መሰረተ ልምዓት ቴሌኮም ፅናን ኣገልግሎትን ኣመልኪቱ ትማሊ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ድሕረ ገፁ መግለፂ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 656 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 147 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 656 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 142 ሺሕን 994…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምውጋድ ህወሓት ንሰላም ምብራቕ ኣፍሪካ ወሳኒ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምውጋድ ህወሓት ንሰላም ኢትዮጵያ ይኹን ምብራቕ ኣፍሪካ ወሳኒ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ፕሮጀክት ሲንዲኬት ንዝተብሃለ ድገ ገፅ ኣብ ዝፀሓፍዎ መልእኽቲ፥ መንግስቲ ኣብ ትግራይ ዘካየዶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ ዝገበሮ ሰብዊ ሓገዝ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኢዱ Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ክልል ትግራይ ዝገበሮ ሰብዊ ሓገዝ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኢዱ። መንግስቲ ኢትዮጵያ እቲ ትካል ንዝገበሮ ሓገዝን ዘለዎ ምሕዝነትን ናእድኡ ምግላፁ ካብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ንምዝታይን ሓገዝ ንምግባርን ናብ ትግራይ ኣቕኒዑ Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዎት ሓለውቲ ኣቦታት ሃይማኖት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓዲን መማኸርቲን ዘካተተ ልኡኽ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ንምዝታይን ሓገዝ ንምግባርን ናብ ክልል ትግራይ ከምዘቕነዐ ዋና ፀሓፊ እቲ ጉባኤ ሊቀ ትጉሃን ቀሺ ታጋይ ታደለ ገሊፆም። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ንኢትዮጵያ ብዝብል መሪሕ ቃል ወፍሪ ትዊተር ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብዝምልከት ማሕበረሰብ ዓለም ትኽክለኛ ሓበሬታ ንምብፃሕ ዝዓለመ ንኢትዮጵያ ካብ መጥቃዕቲ ንመክት ዝብል ወፍሪ ትዊተር ትማሊ ተኻይዱ። ዘመቻው ህብረት ለኢትዮጵያ፣ ትግራይን መልሰን እንገንባ እና ሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ማሕበራት ቀይሕ መስቀልን ቀይሕ ወርሒን ኣዘራሪበን Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ማሕበራት ቀይሕ መስቀልን ቀይሕ ወርሒን ፍራንቼስኮ ሮካን ከምዘዘራረባ ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ትግራይ መሊስካ ኣብ ምውዳብ ከይዲ ምትሕብባር ኩሎም ኢትዮጵያውያን የድሊ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ክልል ትግራይ መሊስካ ኣብ ምውዳብ ከይዲ ምትሕብባር ኩሎም ኢትዮጵያውያን ከምዘድሊ ገሊፀን፡፡ እተን ፕሬዚዳንት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዑደት ኣካይን፡፡ ኣብ ዑደተን ድማ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብፂ ኢትዮጵያ ንከይትረጋጋእ ናይ መወዳእታ ኣማራፂ ገይራ እናሰርሐት ምዃና ሓደ ዓለም ለኸ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግብፂ ምስ ህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ተተሓሒዙ ኣብ ኢትዮጵያ ኣፈላላያት ሃይማኖትን ብሄርን ተጠቒማ ሰላምን ምርግጋእን ከይህሉ ናይ መወዳእታ ኣማራፂ ገይራ እናሰርሐት ምዃና ጂዮፖሊቲካል ፊውቸር ዝተብሃለ ዓለም ለኸ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ። ንብዙሓት…