Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 446 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 111 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 446 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 130 ሺሕን 772…

በዓል ጥምቀት ተግባራት ምክልኻል ኮቪድ-19 ተግባራዊ ብምግባር ክኽበር ከምዝግባእ  ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምእመናን በዓል ጥምቀት እንትኽብሩ ተግባራት ምክልኻል ኮቪድ-19 ተግባራዊ ብምግባር ክኽውን ከምዝግባእ ኦርቶዶክስ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲባ። በዓል ጥምቀት ብመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊን…

ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከባ ዩኒቨርሲታት ትምህርቲ ንምቕፃል ስራሕቲ ይስርሑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከባ ዩኒቨርሲታት ትምህርቲ ንኽቕፅል ዘኽእሉ ስራሕቲ እናተሰርሑ ምዃኖም ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። ኣብቲ ክልል ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ዩኒቨርሲቲታት መቐለን ራያን ተምሃረኦም ዘመረቑ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 404 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 625 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 404 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 130 ሺሕን 326…

ኣይተ ስብሓት ነጋ ሓዊሱ ብገበን ዝተጠርጠሩ 20 ኣመራርሓ ጉጅለ ህወሓት ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣይተ ስብሓት ነጋ ሓዊሱ ብገበን ዝተጠርጠሩ 20 ኣመራርሓ ጉጅለ ህወሓት ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣራዳ ምድብ መጋባእያ ሎሚ መዓልቲ ዝቐረቡ ቁልፊ ኣመራርሓ ህወሓት ካብ መንጎ ዝነበሩ ኣይተ ስብሓት  ነጋን  ወይዘሮ ኬሪያ…

ዩንቨርስቲ ራያ ተምሃርኡ ንምቕባል ሙሉእ ምድላዋቱ ከምዝወገነ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርሲቲ ራያ ተምሃርኡ ንምቕባል ሙሉእ ምድላዋቱ ከምዝወገነ ገሊፁ። እቲ ዩንቨርስቲ ብምኽንያት ቫይረስኮሮና ተቋሪፁ ዝነበረ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምቕፃል ዝወሰነ ተሓቢሩ። ብመሰረት እዚ 15ን 16 ጥሪ 2013 ዓ.ም ተምሃርኡ ንምቕባል…

ቀዳማዊት እመቤት ወ/ሮ ዝናሽ ታያቸው ናብ ጅግጅጋ ኣምሪሐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ወ/ሮ ዝናሽ ታያቸው ናብ ጅግጅጋ ኣምሪሐን። ወይዘሮ ዝናሽ ታያቸው ናብ ጅግጅጋ እንትኣትዋ ምክትል ርዕሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሙስጠፌ መሃመድን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መነገስቲን ኣቀባበላ ገይረሙለን። እተን ቀዳማዊት እመቤት ኣብ…

ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ያፓራክ ኣለፐ ተዛቲዮም። ኣይተ ኣደም ፥ መነግስቲ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘካየዶ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ መብርሂ ሂቦም። እቲ ቤት ምኽሪ ሃገራዊ ምርጫ ብዝምልከት ካብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 467 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 848 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 467 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 129 ሺሕን…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዛሆ ዢዩዓ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥረ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዛሆ ዢዩዓ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ብዛዕባ ለበዳ ቫይረስቾሮና፣ ግድብ ህዳሰን እዋናዊ ኩነታት ትግራይን ብፍላይ ኣብቲ ክልል ዘለዉ ሓደሽቲ…