Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብነፅነት ናይ ምልማዕ መሰላ ተርኢየሉ ፕሮጀክት ኢዩ – ዶ/ር ኢንጂነር ስለሺ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ፤ ኢትዮጵያ ብነፅነት ናይ ምልማዕ መሰላ ተርኢየሉ ፕሮጀክት ስለዝኾነ ኢትዮጵያውያን ሓበራዊ ሓድነትን ምርድዳእን ክህልዎን ብሓባር ጠጠው ብምባል ኣብ ጫፍ ከብፁሑዎ ከምዝግባእ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር…

ናይዚ ዓመት መረፃ ንዘበናት ዝተቛፀሩ ማሕለኻታት ዝፍትሑሉ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስት ኣቢይ ኣሕመድ ዝቕፅል ሃገራዊ መረፃ ኣመልኪቶም መግለፂ ኣውፂኦም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መግለፂም፥ መረፃ እዚ ዓመት ሕቶታት ህዝቢ ካብ ጎደና ናብ ፓላማ ዝወስድ ኢዩ ኢሎም። ኣብ ኢትዮጵያ ሕቶ ህዝቢ ንብዙሓት ዓማውቲ…

ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ድሕንነት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ቀጠናዊን ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ድሕንነት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ቀጠናዊን ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ እቲ ቤት ምኽሪ ንህዝቢ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ንዘበናት እናተኣከበ ፀኒሑ ናብ ግዙፍ ጎቦ ዝተለወጠ  ሃገራዊን ቀጠናዊን ፀገማት…

ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ፀሎትን ምህልላን ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ፀሎትን ምህልላን ተዛዚሙ። እቲ መርሃ ግብሪ ፀሎትን ምህልላን ካብ 8 ክሳብ 4 ሚያዚያ 2013 ዓ.ም እንትካየት ምፅንሑ ይፍለጥ። ስለዝኾነ ትማሊ ምዝዛሙ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ…

መዝገባ መረፅቲ ንክልተ ሰሙናት ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መዝገባ መረፅቲ ንክልተ ሰሙናት ምንው#ሑ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ክሳብ 14 ሚያዚያ 2013 ዓ.ም 18 ሚልየንን 427 ሺሕን 239 ዜጋታት ከምዝተመዝገቡ ዝገለፀ እቲ ቦርድ፥ እቶም መረፅቲ 41 ሺሕን 659 ጣቢያታት መረፃ…

መንግስቲ ሃገራዊ ህልውና ኣብ  ሓደጋ ንምውዳቕ ዝፍትኑ ውሽጣዊን ግዳማውን ፀረ ሰላም ሓይሊታት ብምንም ዓይነት ኩነታት ኣይዕገስን-ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ሃገራዊ ህልውና ኣብ  ሓደጋ ንምውዳቕ ዝፍትኑ ውሽጣዊን ግዳማውን ፀረ ሰላም ሓይሊታት ብምንም ዓይነት ኩነታት ኣይዕገስን ክብል ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ድሕንነትን ፀፅታን ኣፍሊጡ። እቲ ግብረ ሓይሊ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ እዋናዊ ኩነታት፥ መንግስቲ…

ኢትዮጵያ ጉባኤ ኣፍሪካ ሩሲያ ንምትእንጋድ ዘለዋ ድሌት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2022 ዝካየድ ካልኣይ ጉባኤ ኣፍሪካ ሩሲያ ንምትእንጋድ ዘለዋ ድሌት ገሊፃ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ብደረጃ ኣምባሳደር ፀሓፊ ምትሕብባር ፎረም ኣፍሪካ ሩሲያ…

ኣባላት ጁንታ ካብ ሃገር ንምውፃእ ዝገበርዎ ፃዕሪ ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከምዝፈሸለ ሌ/ጄኔራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15  ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ጁንታ ካብ ሃገር ንምውፃእ ዝገበርዎ ፃዕሪ ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከምዝፈሸለ ዋና ኣተሓባባሪ ስራሕቲ ህንፀት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር  ሌተናል ጄኔራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም። ሌተናል ጄኔራል ባጫ ደበሌ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ኣብ…

ኣብ ስልሒት ምክፍፋል ድጎማ በጀት ፌዴራል ዝተገበረ መፅናዕቲ ፍሉይ ዕላማ ዘለዎ ድጎማ በጀት ዝከፋፈለሉ ኣሰራርሓ ስርዓት ኣድሂቡ ልዝብ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስልሒት ምክፍፋል ድጎማ በጀት ፌዴራል ዝተገበረ መፅናዕቲ ፍሉይ ዕላማ ዘለዎ ድጎማ በጀት ዝከፋፈለሉ ኣሰራርሓ ስርዓት ኣድሂቡ ልዝብ ይካየድ ኣሎ። ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ዝተውሃቦ ሕገ-መንግስታዊ ልኡኽቶ ብብቕዓት ንምውፃእ፥ ኣብ መፅናዕቲ ዝርከብ…

ቤት ምኽሪ ፀፅታ ሉኣላውነት፣ ፖለቲካዊ ናፅነት፣ ግዝኣትን ሃገራዊ ሓድነትን ኢትዮጵያ ከምዘኽብር ኣረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሉኣላውነት፣ ፖለቲካዊ ናፅነት፣ ግዝኣትን ሃገራዊ ሓድነትን ኢትዮጵያ ከምዘኽብር ኣረጋጊፁ። ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ሰብ ኣዊ ኩነታት ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ፡፡ ኣብ…