ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝፈፀሞ ተግባር ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ክልል ሲዳማ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝፈፀሞ ተግባር ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ክልል ሲዳማ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ።
ኣብ ኣደባባይ ሚሌኒየም ምምሕዳር ከተማ ሃዋሳ ካብ ንጎሆ ሰዓት 12 ኣብ ዝጀመረ ሰልፊ ደገፍ፥ ካብ ኩሎም ከባቢታት እቲ…