ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብመስኖ ዝለምዐ ስንዳይ ጎቢዮም Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብመስኖ ዝለምዐ ስንዳይ ጎቢዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝገበርዎ ዑደት፥ ፕሬዚዳንት እቲ ክልል ሽመልስ ኣብዲሳን ሓዊሱ ካልኦት ሰብ መዚ መንግስቲ ተረኺቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝገበሮ ስሩዕ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሰነታት ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝገበሮ መበል 95 ስሩዕ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሰነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ፅዕንቶ ልቓሕ ዘለወን ትካላት ልምዓት መንግስቲ ካብቲ ዕዳ ንምልቓቕ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ፣ ኮርፖሬሽን ምምሕዳር ሃፍትን ዕዳን ንምጥያሽ ኣብ ዝወፅአ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ልዕሊ ውልቀ ሰባትን ትካላትን ኢያ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ልዕሊ ውልቀ ሰባትን ትካላትን ከምዝኾነት ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፀፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ኢትዮጵያ ዓባይ ሃገር ስለዝኾነት ሓሳብና፣ ስራሕናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ትራንስፖርት ንግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብር 10 ሚሊየንን ዝተፈላለዩ ኣቑሑትን ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ተፀዋዕቲ ትካላት ሚኒስቴር ትራንስፖርት፥ ኣብ መንግስቲ ክልል ትግራይ ቢሮ ኮንስትራክሽን፣ መገዲን ትራንስፖርትን ናብ ስሩዕ ምንቅስቓሱ ንኽምለስ ብር 10 ሚሊየን ገንዘብን ዝተፈላለዩ ኣቑሑትን ሓገዝ ምግባሩ ገሊፁ። ኣብ ክልል ትግራይ ዝዝተኻየደ ወፍሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲታት ተምሃሮአን ኣመሪቐን Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲታት ተምሃሮአን ኣመሪቐን። ዩኒቨርሲቲ ደምቢ ዶሎ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 59 ተምሃሩኡ ንፈለማ እዋን ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ፡፡ ዩኒቨርሲቲ ደብረ ታቦር እውን ብ39 ክፍሊታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 2 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሙፍሪሃት ካሚል ምስ ምክትል ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ) ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፍሪሃት ካሚል ምስ ምክትል ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ጊልስ ሚካድ ተዛቲየን። እቶም መራሕቲ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ውፅኢታውን ደሕንነቱ ዝሓለወን ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ ብዝምልከት ምዝታዮም ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ማይካድራ ዝተፈፀመ ጭፍጨፋ ሙሉእ ውፅኢት ምርመራ ካብ ሓኻይም እንትግለፅ ዕላዊ ክግበር ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጭፍጨፋ ማይካድራ ካብ ሞንጎ ዝተሳተፉ 279 ተጠርጠርቲ ዘይተተሓዙ ሃዲንካ ናብ ሕጊ ንምቕራብ ስራሕቲ እናተሰርሑ ከምዝኾኑ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊን ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራልን ገሊፆም፡፡ ኣብቲ ዝተፈፀመ ጨፍጫፍ፥ መናእሰይ እቲ ከባቢ ሙሉእ ቀረብ ምግቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ እናተገበረ ዝርከብ ሰብኣዊ ሓገዝ ፖለቲካዊ ንምግባር ዝፅዕሩ ኣካላት ከምዘለዉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓፍቲ ስራሕ መንግስቲ ካውንስል ኣትላንቲክ ማእኸል ኣፍሪካ ኣብ ዘዳለዎ ዘተ መርበብ ሓበሬታ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኣብ ዘተሓሳሰቡ ጉዳያት ኣድሂቦም መብርሂ ሂቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጉዳይ ዶብ ኢትዮ-ሱዳን ዘተኮረ ዓውደ መፅናዕቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2013(ኤፍቢሲ)ኣብ ጉዳይ ዶብ ኢትዮ-ሱዳን ዘተኮረ ዓውደ መፅናዕቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። የኢትዮጵያ እና የሱዳን ድንበር ጉዳይን በሚመለከት ከጥር 19 እስከ 21 ቀን 2013 በአዲስ አበባ ዓውደ-ጥናት ተካሂዷል። እቲ ካብ 19 ክሳብ 21 ሕዳር 2013 ዓ.ም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ምስ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ተተሓሒዙ 349 ሰባት ትእዛዝ ማእሰርቲ ወፂኡሎም እቶም 124 ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)24 ትቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ምስ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ተተሓሒዙ ፖሊስ ፌዴራልን ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊን ውፅኢት ምርመራ ብመግለፂ ዕላዊ ገይሮም። 349 ሰባት ትእዛዝ ማእሰርቲ ወፂኡሎም እቶም 124 ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር…