ስነ ሰርዓት ቀብሪ ግንባር ማይፀብሪን ቅርቃርን ብምምራሕ ዓወት ዝሓፈሱ ኮሌኔል ኣለምነው ሞላ ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ሰርዓት ቀብሪ ግንባር ማይፀብሪን ቅርቃርን ብምምራሕ ዓወት ዝሓፈሱ ምክትል ኣዛዚ መበል 33 ክፍለ ሰራዊት ኮሌኔል ኣለምነው ሞላ ተፈፂሙ።
ኣብ ታሪኽ ህይወቶም ከምዝተገለፀ፥ ግንባር ማይፀብሪ ብምምራሕን እቲ ከባቢ ካብ ጁንታ ነፃ ብምግባርን ወፍሪ…