Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ንኽይምለስ ተደምሲሱ ኢዩ – ሚኒስትር ምክልኻል ዶ/ር ቀነኣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ንኽይምለስ ተደምሲሱ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ቀነኣ ያደታ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር፥ ብጉጅለ ህወሓት ልኡኽቶ ተዋሂቡዎም ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኢዶም ሂቦም ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ እዚ ደቡብ ስልጠና ተሃድሶ…

እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም ጉዳዮም ይረአ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም ጉዳዮም ይረአ ኣሎ። ኣብ ኢትዮጵያ ዕግርግር ብምቕስቃስ ሰባት ክቕተሉን ክመዛበሉን ካብ ምግባር ጀሚሩ ዘረፋ ዲፖታት ነዳዲ ምፍፃሞም ዘመላኽቱ መረዳእታታት ምእካቡ መርማሪ ፖሊስ ንመጋባእያ ገሊፁ፡፡…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት መበል 26 ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት መበል 26 ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣሎክ ሻርማ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ዑደት እቶም ፕሬዚዳንት ዝነኣዱ እንትኾኑ፥ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን እውን ኣብ ጉዳይ ለውጢ ከባቢ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 23 ጥሪ 2013 ዓ.ም ሰላማዊ ሰልፊ ንኸካይድ ኣፍልጦ ዝተውሃቦ ኣካል የለን – ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ 23 ጥሪ 2013 ዓ.ም ሰላማዊ ሰልፊ ንኸካይድ ኣፍልጦ ዝተውሃቦ ኣካል ከምየለ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ኣብቲ ዕለት ኣፍልጦ ዝተውሃቦ ሰልፊ ከምዘሎ ምምሳል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ዝጋዋሕ ሓበሬታ ሓሶት ከምዝኾነ እውን እቲ…

ም/ቀ/ሚን  ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ንሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን መንግስቲ ፌዴራል ሶማሊያ ሞሓመድ ኣብዲራዛቕ…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን  ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ንሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን መንግስቲ ፌዴራል ሶማሊያ ሞሓመድ ኣብዲራዛቕ ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም። ኣይተ ደመቀ፥ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ጥንኩር ርክብ ዘለወን፣…

ኮሚቴ ሚኒስትራት ማእኸል ምትሕብባር ብሄራዊ ህፁፅ እዋን ኩለ መዳይ ወሃቢ መልሲ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኮሚቴ ሚኒስትራት ማእኸል ምትሕብባር ብሄራዊ ህፁፅ እዋን ኩለ መዳይ ወሃቢ መልሲ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣካይዱ። እቲ ኮሚቴ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ከይዲ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንዝተፈጠሩ ሰብኣዊን ማሕበራዊን ፀገማት ኣወሃህባ ምላሽን ተግባራትን ከምኡ እውን ዝተጎድኡ…

መድረኽ ዘተ ርእሰ ምምሕዳራትን ኣፈ ጉባኤታትን ኣብ ከተማ ባህርዳር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ብኣሰናዳእነት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ዝካየድ መድረኽ ዘተ ርእሰ ምምሕዳራትን ኣፈ ጉባኤታትን ኣብ ከተማ ባህርዳር ይሳለጥ ኣሎ። “ፅቡቕ ጉርብትና ንምዕባለ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ መድረኸ ዘተ ጎረባብቲ ክልላት ሰሜንን ምዕራብን ኢትዮጵያ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ብሚኒስቴር ኣብ ትካል መዋደዲ ሰብ ስራሕ ኣካልን መሐገዚ ኣካልን ሚኒስቴር ጥዕና ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ብሚኒስቴር ኣብ ትካል መዋደዲ ሰብ ስራሕ ኣካልን መሐገዚ ኣካልን ሚኒስቴር ጥዕና ዑደት ገይሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ትካል ዑደት ዝገበሩ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኢዩ፡፡ ብኣላዛር ታደለ እዋናዊን…

መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ኢትዮጵያ ክትበፅሖ ዝሃቀነቶ ራእይ ንምዕዋት ዘኽእል ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ኢትዮጵያ ክትበፅሖ ዝሃቀነቶ ራእይ ንምዕዋት ዘኽእል ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። መቐመጢኦም ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣምባሳደራትን ማህበረሰብ ዲፕሎማሰኛታትን፤ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት…

ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ተሳትፎን ውክልናን ደቂ ኣንስትዮ ንምዕባይ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ልዝብ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ተሳትፎን ውክልናን ደቂ ኣንስትዮ ንምዕባይ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ልዝብ ይግበር ኣሎ። ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካን ሲቪክ ማሕበራትን እናተሳተፉሉ ዝርከብ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ደቂ ኣንስትዮን፣ ህፃናትን መናእሰይን ሙና…