Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ካብ ወለድ ናፃ ዝኾነ 200 ሚሊየን ዶላር ልቓሕ ሓዊሱ ስምምዓትን ረቂቕ ኣዋጃትን ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 94 ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ።   እቲ ቤት ምኽሪ ብቐዳምነት ኣብ መማሓየሺ ረቂቕ ኣዋጅ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገር ኢትዮጵያ…

ጎንፂ መተከል ህንፀት ግድብ ህዳሰ ንምትእጉጓል ዝዓለመ ከምዝኾነ ብምግንዛብ ንመፍትሒኡ ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ጉባኤ ትካላት ሃማኖት ሃይማኖትን ጥምረት መማኸርቲ ዓበይቲ ዓዲን ምስ ዓበይቲ ዓዲ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ተዛቲዮም፡፡ ተወካሊ እቶም ሽማግለታት ሻለቃ ሃይለ ገብረስላሰ፥ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ዓሸራ ኢትዮጵያውያን ዝዓረፈሉ…

ኣብ ምክልኻል ኮቪድ-19 ዘተኮረ ወፍሪ ካብ 3 ጥሪ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምክልኻል ኮቪድ-19 ዘተኮረ ወፍሪ ካብ 3 ጥሪ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ከምዝካየድ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣብቲ ጉዳይ ኣድሂቡ ምስ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ተዛቲዩ። ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ዝፀንሕ እቲ…

441 ተወሰኽቲ ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 47 ሰባት ድማ ድሒኖምም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 670 ዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 441 ሰባት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ብሓፈሻ ብዝተገበረ ምርመራ እቲ ቫይረስ ዝተረኸቦም ሰባት ቁፅሮም 127 ሺሕን 227 በፂሑ።…

9 ኣባላት ጉጅለ ህውሓት ኣብ ቁፅፅር ዉዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ሓላፊ መምርሒ ወፍሪ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብ/ጄኔራል ተስፋዬ  ኣያሌው ከምዝበልዎ  9 ኣባላት ጉጅለ ጁንታ ህውሓት ኣብ ቁፅፅር እንትውዕሉ ኣርባዕተ ድማ ስጉምቲ ተወሲዱሎም ኣሎ። ብመሰርት እዚ፥ 1.  ኣቐባሊ ቃል እቲ ጁንታ ሴኩቱሬ…

በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ብኩሎም ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ሎሚ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ብኩሎም ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ሎሚ መዓልቲ ብድሙቕ ኩነታት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ኢዩ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ስነ ስርዓታት ዝኽበር ዘሎ። ኣቦታት ሃይማኖት በዓል ልደት እየሱስ…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት በዓል ልደት ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታህሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለ ወርቅ ዘውዴ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት በዓል ልደት ኣመሓላሊፈን። ምክእል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፍድሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት በዓል ልደት ኣመሓላሊፎም። እተን ፕሬዚዳንት ንመላእ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፤ 28 ታህሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ልደት ኢግዚእነ እየሱስ ክርስቶስ ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር አብዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ዘበን እነኽብሮ ዘለና በዓል ልደት ዘሕለፍናዮ ፈታኒ ተጋድሎን…

ኣቦታት ሃይማኖት በዓል ልደት እየሱስ ክርስቶስ ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦታት ሃይማኖት በዓል ልደት እየሱስ ክርስቶስ ዓመተ 2013 ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ኣቦታት፥ ምውላድ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ መንጎ እግዚኣብሄርን ደቂ ሰባትን ዝነበረ መንደቕ ፅልኢ ብምፍራስ ሰላምን…

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ፃውዒት መተኣኻኸቢ እቶት ህፁፅ ጊዘ ምላሽን ምትካል እግሪን ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ፃውዒት መተኣኻኸቢ እቶት ህፁፅ ጊዘ ምላሽን ምትካል እግሪን ኣቕሪቡ። እቲ ማሕበር ብፀገም ፀፅታ፣ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ሓደጋ ውሑጅ፣ ኮቪድ 19ን ካልኦት ሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ሓደጋታት ኣብ ዘጋጠሞም ከባቢታት…