Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ ኣመላልኣን ኣሳድዳን ማይ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ዝግበር ሰለስተኣዊ ድርድር ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣመላልኣን ኣሳድዳን ማይ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ዝግበር ሰለስተኣዊ ድርድር ኢትዮጵያ፣ ሲዳንን ግብፂን ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ። ብኣተሓባባራይነት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እዋናዊ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን እቲ ቢሮን ደቡብ ኣፍሪካ ዝተፀውዐ…

ተመረቕቲ ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ኣብ  ዩንቨርስቲ መቐለ ክምረቑ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ኣብ  ዩንቨርስቲ መቐለ 30 ታሕሳስን 1 ጥሪን 2013 ዓ.ም ሪፖርት ብምግባር ትምህርቲ ንክጅምሩ ተወሲኑ። ተምሃሮ ሕክምና ድማ ኣብ ዩንቨርስቲ መቐለ ካምፓስ ዓይደር ከምዝኣትዉ ተገሊፁ። የሳይንስና ከፍተኛ ትምህርት…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ    388  ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 810 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ   388   ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 124 ሺሕን…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ስጉምቲ ዝተወሰደሎም ኣባላት ጉጅለ ጁንታ ህወሓት ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣  23 ታሕሳስ፣ 2013  ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ስጉምቲ ዝወሰደሎም ኣባላት ጉጅለ ህወሓት ዕላዊ ገይሩ። መከላኸሊ ሃገር ናይ ማይካድራ ጭፍጨፋ ዝመርሐ ኮነሬል የማነ ገብረሚካኤል ሓዊሱ ስጉምቲ ዝተወሰዶም አመራርሓ ጉጅለ ህወሓት ዝርዝር ዕላዊ ገይሩ። ካብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ናፃ ንግዲ ኣህጉራዊ ቀጠና ኣፍሪካ ናብ ስራሕ ብምእታዉ ዝተሰመዖም ታሕጓስ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ናፃ ንግዲ ኣህጉራዊ ቀጠና ኣፍሪካ ናብ ስራሕ ብምእታዉ ዝተሰመዖም ታሕጓስ ገሊፆም። እዚ ድማ ኣእሞሮ እታ ኣህጉር ንሓሳብ፣ ዕዳጋኣ ድማ ንንግዲ ክፍቲ ዝኾኑሉ ቀጠናዊ ውህደት ኢዩ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ መቕተልቲ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ ሰብኣውነት ዝተፈፀመ ገበን ምግጣሙ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ መቕተልቲ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ ሰብኣውነት ዝተፈፀመ ገበን ምግጣሙ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ መቕተልቲ ስዒቡ ብዘጋጠመ ምንጋዕ ፀፅታ ዝተሳተፉ ሰባትን ጉጅለታትን ኣብ ልዕሊ ስቪል…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንፈተውትን መሻርትን ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንፈተውትን መሻርትን ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ዓመተ 2021 ንዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ተስፋን ሕውነትን…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ   408  ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 547 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ  408   ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 124 ሺሕን…

ኣመራርሓ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሩ ኮማንደር ግርማይ ናይዝጊ ሓዊሱ 6 ተጠርጠርቲ ዋሕስ ተፈቒዱሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሩ ኮማንደር ግርማይ ናይዝጊ ሓዊሱ 6 ተጠርጠርቲ ዋሕስ ተፈቒዱሎም። እቶም ተጠርጠርቲ፥ ኮማንደር ግርማይ ናይዝጊ፣ ጡረተኛ ሰራዊት ምክልኻል ሌተናል ኮሎኔል ገብረማርያም ኣርያ፣ ወይዘሮ ተክለብርሃን በርሀ፣…

ኣብ ክልል ትግራይ ህፁፅ ርዳእታ ንዘድሊዮም ወገናት ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ – ዶ/ር ሙሉ ነጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ ) ኣብ ክልል ትግራይ ህፁፅ ርዳእታ ንዘድሊዮም ወገናት ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ሙሉ ነጋ ገሊፆም። ኣወዳድባ ካቢኔ ክልል ትግራይ እውን ብምኽንያት ፖለቲካዊ ኣመለኻኽትኡ ዝድፋእ…