ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እንግሊዝ ዶሚኒክ ራብ ኣብ ከባቢ ሰሜን ኢትዮጵያ እናቐረበ ዝርከብ ሰብኣዊ ሓገዝ ተዓዚቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እንግሊዝ ዶሚኒክ ራብ ብትካል ተራድኦ እንግሊዝ ኣብ ከባቢ ሰሜን ኢትዮጵያ እናቐረበ ዝርከብ ሰብኣዊ ሓገዝ ተዓዚቦም።
እቶም ሚንስትር ኣብ ጎንደር ተረኺቦም እቲ ትካል ንዓለም ለኸ ፕሮግራም ምግቢ ዓለምን ኣብ ውድብ ሕቡራት…