ኣካቢ ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ሌተናል ጄኔራል ኣብዱልፈታህ ኣል ቡርሃን ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካቢ ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ሌተናል ጄኔራል ኣብዱልፈታህ ኣል ቡርሃን ንኽልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም።
እቶም ኣካቢ ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ…