መንግስቲ ኣብ ዶብ ኢትዮ-ሱዳን ምስ ሚሊሻታት ዝተፈጠረ ኩነታት ብቐረባ ንከታተሎ ኣለና ኢና-ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ዶብ ኢትዮ-ሱዳን ምስ ሚሊሻታት ዝተፈጠረ ኩነታት ብቐረባ ንከታተሎ ኣለና ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም።
“ኩሉ ጊዜ ፀገማት ንምፍታሕ ዘተ ንጥቀም ብምዃንና ከምዚ ዝበሉ ኣጋጣሚታት ርክብ ክልቲአን ሃገራት…