ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከባቢያዊ ዲፕሎማሲ ዘድሃበ ዓውደ መፅናዕቲ ምስላጥ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢያዊ ዲፕሎማሲ ዘድሃበ ዓውደ መፅናዕቲ ምስላጥ ጀሚሩ። ኣብቲ ዓውደ መፅናዕቲ ኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ተሳተፍቲ እንትኾኑ፥ ኣብ ዲፕሎማሲ ለውጢ ከባቢ ኣየርን ሳይንስን፣ ዓለም ለኸ ማዕቐፍ ፖሊሲ ለውጢ ከባቢ ኣየርን ትካላትን ትኹረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቀፃሊ ዝሳለጥ ሃገራዊ መረፃ ዕዉት ንኽኸውን ጉዳያት መረፃ ዝከታተሉ መጋባእያታት ምድላዉ ናይ ባዕሉ ዝኾነ ግደ ከምዘሎ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀፃሊ ዝሳለጥ ሃገራዊ መረፃ ዕዉት ንኽኸውን ጉዳያት መረፃ ዝከታተሉ መጋባእያታት ምድላዉ ናይ ባዕሉ ዝኾነ ግደ ከምዘሎ ተገሊፁ። ጉዳያት መረፃ ምስ ዝከታተሉ መጋባእያታት ትፅቢት ዝግበረሎም ግደን ሓላፍነትን ዝምልከት ዘተ ተኻይዱ፡፡ እቲ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትኹረት ኣገልግሎት ብሄራዊ ወለንታዊ ማሕበረሰብ ዘላቒ ሰላማ ዝተረጋገፀ ሃገር ምህናፅ ኢዩ – ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ ) ትኹረት ኣገልግሎት ብሄራዊ ወለንታዊ ማሕበረሰብ ዘላቒ ሰላማ ዝተረጋገፀ ሃገር ምህናፅ ከምዝኾነ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን። ወይዘሮ ሙፈሪያ ፕሮግራማት ብሄራዊ ግልጋሎት ወለንታዊ ማሕበረሰብን ብሄራዊ መድረኽ ዘተን ኣመልኪተን ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ክልል ትግራይ እናገበሮ ንዝርከብ ሰብኣዊ ሓገዝ ምስጋና ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንህስታት ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ምስ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ተፀዋዒት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ላቲሺያ ኮርቱዋ ተዛቲየን። ኣምባሳደር ታየ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ረቂቕ ኣዋጅ መራኸብቲ ሓፋሽ ብኣንፃራዊነት ዝረአ ናፅነት ሚዲያ ብዘሸ መልክዑ ዘጠናኽር ማዕቐፍ ሕጊ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቂቕ ኣዋጅ መራኸብቲ ሓፋሽ ብኣንፃራዊነት ዝረአ ናፅነት ሚዲያ ብዘሸ መልክዑ ዘጠናኽር ማዕቐፍ ሕጊ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ዴሞክራሲያዊ ጉዳያት ሕጊን ፍትሒን፥ ኣብቲ ረቂቕ ኣዋጅ ዝለዓሉ ሕቶታት ኣድሂቡ መድረኽ መረድኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ንኣባላት ፓርላማ ዝሃቡዎም መልሲታት ዝሓዘ ኤሌክትሮኒክስ መፅሃፍ ዕላዊ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንኣባላት ፓርላማ ዝሃቡዎም መልሲታት ዝሓዘ ኤሌክትሮኒክስ መፅሃፍ ዕላዊ ተገይሩ። ዶክተር ኣቢይ፥ 21 ሕዳር 2013 ዓ.ም ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝሃቡዎም መልሲታት ዝሓዘ ኤሌክትሮኒክስ መፅሓፍ ኢዩ…
ኮሮናቫይረስ ተወሰኽቲ 524 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 79 ሰባት ድማ ሒሹዎም Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ተወሰኽቲ 524 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 79 ሰባት ድማ ሒሹዎም። ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 381 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 524 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሱዳን ተወሳኺ ሓላፍነት ሰብ ሞያታት ቢጋር እንተዘይተዳሊዩ ልዝብ ክገብር ኣይክእልን ዝብል ቅዋም ምሓዛ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ማይን ሚኒስታራት ጉዳያት ወፃኢን ኢትዮጵያ፣ ግብፂን ሱዳንን ትማሊ ብመርበብ ሓበሬታ ተሓጊዞም ኣኼባ ኣካይዶም። እቲ ኣኼባ፥ ብኣካቢነት ኣቦ መንበር ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ሕብረት ኣፍሪካን ሚኒስትር ዓለም ለኸ ርክብን ምትሕብባርን ደቡብ ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጀነራል ብርሃኑ ጁላ ናይ መወዳእታ ልዑል ወታደራዊ ኒሻን ተሸሊሞም Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ፌዴሪኢ ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ካብ ኢታማዡር ሹም ጅቡቲ ጄኔራል ዘካሪያ ሼህ ኢብራሂም ናይ መወዳእታ ልዑል ወታደራዊ ኒሻን እታ ሃገር ተበርኪቱሎም። ኣብቲ ስነስርዓት ምልባስ ኒሻን ዝተረኸቡ ሓላፊ ማእኸል ምኽባር ሰላም ሌተናል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣባይ ወልዱን ዶ/ር ኣብርሃም ተኸስተን ኣብ ቁፅፅር እንትውዕሉ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት መከላኸሊ ስጉምቲ ክውሰደሉ ዝገበሩ ስጉምቲ ተወሲዱሎም Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ዐዓባይ ወልዱን ዶ/ር ኣብርሃም ተኸስተን ኣብ ቁፅፅር እንትውዕሉ ሃገር ንምብትታን ሃቂኖም ኣብ ልዕሊ ሰራዊት መከላኸሊ ስጉምቲ ክውሰደሉ ዝገበሩ ኣመራርሓ እቲ ጁንታ ስጉምቲ ተወሲዱሎም። ካብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምኽዳዕ ተግባር ተዋፊሮም…