ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ድሬዳዋ ምስ ዝነብሩ ተጋሩ ይዛተ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ድሬዳዋ ምስ ዝነብሩ ተጋሩ ኣብ ክሊ እዋናዊ ኩነታት ይዛተ ኣሎ። ኣባል ፈፃሚ ስራሕ እቲ ግዝያዊ ምምሕዳርን ሓላፊ ልምዓት ኢንዱስትሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ዶክተር ሙሉቀን ሃብቶምን ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ትምህርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ትግራይ ሰላሙ ንምንጋዕ ካብ ዝሰርሑ ሓይሊታት ንገዛእ ርእሱ ክሕሊን ክቃለሶምን ይግባእ – ዶክተር ሙሉ ነጋ Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ሰላሙ ንምንጋዕ ካብ ዝሰርሑ ሓይሊታት ንገዛእ ርእሱ ክሕሊን ክቃለሶምን ይግባእ ክብሉ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ሙሉ ነጋ ተዛሪቦም። ዶክተር ሙሉ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ክልል ትግራይ ኣመልኪቶም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ብኣደራዳሪነት ሕብረት ኣፍሪካ ዝተጀመረ ዘተ ንክቕፅል ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብኣደራዳሪነት ሕብረት ኣፍሪካ ዝተጀመረ ሰለስቲኣዊ ዘተ ንክቕፅል ኣብ ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ ተገሊፁ። ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢኒርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ሚኒስትር ማይን መስኖን ሱዳን ፕሮፌሰር ያሲር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኳታራዊ በዓል ሃፍቲ ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ናይ 100 ሺሕ ዶላር ቦንድ ንኻልኣይ ግዘ ዓዲጎም Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኳታራዊ በዓል ሃፍቲ ኣብደላህ ሳሌም ሱሌይቲን ብስም ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ትካሎም ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ናይ 100 ሺሕ ዶላር ቦንድ ንኻልኣይ ግዘ ዓዲጎም። እቶም በዓል ሃፍቲ ኣብ 2007 ዓ.ም ተመሳሳሊ መጠን ዘለዎ ቦንድ ብምዕዳግ ደገፎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝነበሩ ተጋሩ ይዘተ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝነበሩ ተጋሩ ይዘተ ምህላዉ ተገሊፁ። ዕላማ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ምኽባር ሕጊን ኣብዚ ሐዚ እዋን ዝሳለጥ ዘሎ ነቲ ክልል መሊስካ እግሪ ናይ ምትካል ስራሕቲን ግደ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 300 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 867 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 300 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ልዕሊ 2 ሺሕን 700 ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ኲናት ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፈ ሓደ ወርሒ ልዕሊ 2 ሺሕን 700 ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ኲናት ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ምስ ፖሊስ ፌደረራልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ብምውዳድ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 6ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 6ይ ዓመት 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ፥ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝርከብ መእከቢ ኣዳራሽ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ብመሰረት ደምቢ ቁፅሪ ዓንቀፅ 92 ኣሰራርሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ጊኒ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ትማሊ ምሸት ናብ ጊኒ ኣቲየን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ጊኒ ከተማ ኮናክሪ እንትበፅሓ ድማ ፕሬዚዳንት ጊኒ ኣልፋ ኮንዴ ኣቀባብላ ገይሮምለን፡፡ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ጊኒ ዘቕነዓ፥ ኣብ በዓል ሽመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጀመረ ከይዲ ስግግር ኣብቲ ክልል መሰረት ዴሞክራሲ ዘንብር ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጀመረ ከይዲ ስግግር ኣብቲ ክልል መሰረት ዴሞክራሲን ሰናይ ምምሕዳርን ዘንብር ከምዝኾነ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ሙሉ ነጋ ተዛሪቦም። ኣብቲ ከይዲ ስግግር ህዝቢ ጊዚያዊ ኣማሓደርቱ እናመረፀ ብፅቡቕ…