ዓቢዪ ጉያ ኢትዮጵያ 2013 ዓ.ም ብሰላም ከምዝተዛዘመ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 20 ዓቢዪ ጉያ ኢትዮጵያ 2013 ዓ.ም ብዘይ ምንም ፀገም ፀፃታ ከምዝተዛዘመ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
እቲ ውድድር ብሰላም ንኽዛዘም፥ ኣስተዋፅኦ ነበርቲ እታ ከተማ፣ ኣካላት ፀፅታ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ፣ ፖሊስ ፌዴራል፣ ኣዳለውቲን…