ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይሻራዊ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ተጣይሹ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣባላት ዘይሻራዊ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ምጥያሹ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጦም። መመሓየሺ ፕሮግራም መንግስቲ ባዓወት ንምፍፃምን ኣብ ሓፈሻዊ ምዕባለን ምርግጋፅ ቀፃልነትን ኢኮኖሚ ምኽሪ ሰብ ሞያታትን ሙሁራንን ከምኡ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይ ዦ ኢቭ ለድሮዮ ተዛቲየን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ኣብ በዓል ሽመት ፕሬዚዳንት ኮትዲባር ኣላስታ ኦታራ ንምርካብ ናብቲ ቦታ ምኻደን ይፍለጥ፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መስመር ኣየር ክልል ትግራይ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ – በዓል መዚ ሲቪል ኣቪየሽን ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መስመር ኣየር ክልል ትግራይ ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝኾነ በዓል መዚ ሲቪል ኣቪየሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽር ሕጊ ስዒቡ ተዓፂዩ ዝነበረ ክልል ኣየር ካብ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 8 ጀሚሩ መስመር ኣገልግሎት በረራ ክፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወናኒ ሪልስቴት ሙለር ኣይተ ሙሉጌታን ብርጋዴር ጀነራል ኣብርሃምን ቤት ፍርዲ ቀሪቦም Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ወናኒ ሪልስቴት ሙለር ኣይተ ሙሉጌታን ኣስረስን ብርጋዴር ጀነራል ኣብርሃም መውጫን ሎሚ መዓልቲ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ኣብ መዝገብ እኒ ወናኒ ሪልስቴት ሙለር ዝተኻተተ ተጠርጣሪ ድማ ልዕሊ ብር 81 ሚሊየን ብባንኪ ኣንበሳ ኣቢሉ ንፅንፈኛ ጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ናብ ኮትዲባር ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ኮትዲባር ኣቲየን። ፕሬዚዳንቷ በኮትዲቯሩ ፕሬዚዳንት አላሳኔ ኦታራ በአለ ሲመት ላይ ለመገኘት ነው ወደ ስፍራው ያመሩት፡፡ እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ኣቢጃን እንትኣትዋ ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ሃማድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ መቐለ ብምርካብ ምስ ላዕለዎት ጦር መኮንናት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ መቐለ ብምርካብ ምስ ላዕለዎት ጦር መኮንናት ተዛቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትረ ኣቢይ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ሰራዊት ምክልኻል ብዝሃቀኖ መሰረት እቲ ኲናት ከምዝዛዘሞን ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ከይዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተከዘ ዝኾነ ይኹን ዓይነት ጉድኣት ከምዘይበፅሖ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተከዘ ዝኾነ ይኹን ዓይነት ጉድኣት ከምዘይበፅሖን ሓይሊ ኣብ ምፍልፋል ከምዝርከብን መካየዲ ስራሕ እቲ ጣቢያ ገሊፆም። መካየዲ ስራሕ እቲ ጣቢያ ኢንጂነር ከማል ኣሕመድ ኣብቲ ቦታ ንዝተረኸቡ ጋዜጠኛታት ከምዝገለፁዎ፥ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገበነኛ ጉጅለ ናብ ሕጊ ናይ ምቕራብ ስራሕ ከምዝቕፅል ቀ/ሚ ኣቢይ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ድሕሪ ሰዓት ኣብ ከተማ መቐለ ተረኺቦም ምስ ኣዘዝቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዘካይዶ ኩለመዳይ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኬንያን ማላዊን ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣመልኪቶም ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ትማሊ ቀዳም 3 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ሱዳን መዘነኦም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ ተዛቲዮም፡፡ ክልቲኦም መራሕቲ፥ ታሪኻዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉን ኣብ እዋናዊ ጉዳያትን ኣድሂቦም ኢዮም ልዝብ ዝገበሩ፡፡ ቀዳማይ…