Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ሰላም ምፅናዕ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ሰላም ምፅናዕ ናይ ኩሉ ሓላፍነት ክኸውን ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ። ብኣሰናዳእነት ሚኒስቴር ሰላም ካብ ኩለን ክልላትን ክልቲአን ምምሕዳር ከተማን ዝተውፃእፅኡ ኣመራርሓ ሰላምን ፀፅታን ኣብ ከተማ…

ናይ ለውጢ ትሩፋት ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኣመራርሓታት መድረኽ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ለውጢ ትሩፋት ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኣመራርሓታት መድረኽ ኣብ ሳይንስ ሙዚዬም ይካየድ ኣሎ፡፡ ብሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዝተሰናደአ እቲ መርሃ ግብሪ “ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ካበይ ናበይ” ብዝብል ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡…

ልምዓት ኮሪደርን ገምገም ሩባን ኣዲስ ኣበባ ምብራኽ ዘመን ዘብስሩ እዮም – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ልምዓት ኮሪደርን ገምገም ሩባን ኣዲስ ኣበባ ሓዱሽ ምዕራፍ ታሪክ ዝኸፈቱ፣ ደረጅኡ ዝሓለወ ወጋሕታን ምብራኽ ሓዱሽ ዘመን ዘብስሩ እዮም ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ኣብ…

ታሪኻዊ ፀላእቲ ንኢትዮጵያ ካብ መገዳ ንምትራፍ ዝሃቀኑዎም ሜላታት…

ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ንታሪኻዊ ፀላእቲን ተለኣኣኽቶምን ንኢትዮጵያ ካብ መገዳ ንምትራፍ ናይ መወዳእታ ፈተነ እናገበሩ ከምዝርከቡ ኣመልኪቱ፡፡ ኣብዚ ናይ መወዳእታ ፈተነኦም ድማ ሽዱሽጸ ሜላታት ንምጥቃም ከምዝተበገሱ እቲ ቤት ምኽሪ ገምጊሙ፡፡ እዞም ሜላታት ድማ፡- Ø ንሞት ዝደላለዩ…

ቤት ምኽሪ ፓርቲ ፓርቲ ብልፅግና ናይ መወዳእታ ፈተነ ታሪኻዊ ፀላእቲ ንመወዳእታ ግዘ ንምምካን ብቖራፅነት ንምውጋን ዘቐመጦም ሸውዓተ ጉዳያት፡-

ጎንፂ ከትርፉ ዝኽእሉ ሰላማዊ ኣማራፂታት ብኹሉ ኣንፈት ንምፍታንን ብሰላማዊ መገዲ ንምቅላስ ንዝወሰኑ ዕጡቓት ኣድላዪ ዘበለ ኩሉ ምግባር፤ ኣማራፂ ሰላም ብዘይምቕባል ኣብ ልዕሊ ህዝቢን ንብረት ሃገርን ፀግ ንምፍጣር ኣብ ልዕሊ ዝተልዓሉ ሓይሊታት ብዝተጠናኸረ መገዲ ሕጊ ንምኽባር፤…

መግለፂ ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና

ንሕና ኣባላት ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ካብ 30 ሓምለ ክሳብ 2 ነሓሰ 2017 ዓ.ም ኣብ ዘካየድናዮ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዓለም ለኻዊ፣ ኣህጉራዊ፣ ዞባዊን ሃገራዊን ጉዳያት ብዝርዝር ተዛቲና። ቤት ምኽሪና ሕዚ ኣብ ዘሎ ጂኦ ፖለቲካዊ ኩነታት ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝኽበረሉ መገዲ ተመልኪቱ…

ኣብ ክልል ትግራይ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ንምጅማር ዝሕግዝ ውፅኢታዊ ዘተ ተሳሊጡ – እቲ ኮሚሽን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ንምጅማር ዝሕግዝ ውፅኢታዊ ዘተታት ተሳሊጡ ኢሉ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ፡፡ ኣመራርሓ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሰሙን ናብ ክልል ትግራይ ብምኻድ ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት ምዝታዮም ተሓቢሩ፡፡ ወሃቢ…

ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ መድረኽ ዓለም ለኸ ምትሕብባረን ዝያዳ ውፅኢታዊ ኾይኑ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ መድረኽ ዓለም ለኸ ምትሕብባረን ዝያዳ ውፅኢታዊ እናኾነ መፂኡ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ ኣብ 2025 ወለንታዊ ሕክምና ቻይና ግብረ ሰናይ ኣፍሪካ ልእኽቶን ዓለም ለኸ መርሃ ግብሪ ምጅማር ወፍሪ ወለንታዊ ሕክምና…

በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት መመሓላለፊ ባሕሪ ናይ ምርካብ መሰለን ክኽበር ይግባእ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ድሕንነቱ ዝተሓለወ መመሓላለፊ ባሕሪ ናይ ምርካብ መሰለን ክኽበር ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፡፡ ሳልሳይ ጉባኤ በሪ ባሕሪ ዘይብለን ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ሕቡራት…

ፆም ፍልሰታ ስለ ሰላም ሃገር ብምፅላይን ኣብ ፀገም ዝርከቡ ወገናት ብምሕጋዝ ክነሕልፍ ይግባእ – ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፆም ፍልሰታ ስለ ሰላም ሃገር ብምፅላይን ኣብ ፀገም ዝርከቡ ወገናት ብምሕጋዝ ክነሕልፍ ይግባእ ኢሎም ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ፡፡ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ፆም ፍልሰታ…