ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይን ፕሬዚዳንት ኢሳያስን ኣብ ኢትዮ ኢንጅነሪንግ ዑድት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስት ዶክተር ኣቢይ ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስን ኣፈወርቂን ውዳብኡ ኣብ ዘመሓየሸ ግሩፕ ኢትዮ ኢንጅነሪንግ ዑድት ገይሮም። ግሩፕ ኢትዮ ኢንጅነሪንግ ዘርአዮ ለውጢ ዝድነቕ ኢዩ ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ቢሾፍቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕጊ ንምኽባርን ገበን ሕጊ ንምፍፃምን ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ 12 ሺሕን 37 ክሲታት ውሳነ ዓቃቢ ሕጊ ከምዝተውሃቦም ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ሕጊ ንምኽባርን ገበን ሕጊ ንምፍፃምን ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ 12 ሺሕን 37 ክሲታት ውሳነ ዓቃቢ ሕጊ ከምዝተውሃበሎም ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ገሊፁ። ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ፥ ኣብ ርብዒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ሓገዝ 400 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ሓገዝ 400 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ዳይሬክት ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ደቡብ ሱዳንን ሱዳንን ኦስማን ዲዮን ኢዮም ተፈራሪሞምዎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይን ፕሪዚዳንት ኢሳያስን ኣብ ፓርክ እንጦጦ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሪዚዳንት ኤርትራ ኣይተ ኢሳይስ ኣፈወርቂ ብእንግዶት ቀዳማይ ሚኒሰትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፓርክ እንጦጦ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። ፕሪዚዳንት ኢሳይስ፥ ኣብዚ ሰሙን ዝተመረቐ ፕሮጀክት ፓርክ እንጦጦ ቅድሚ ምጅማሩ፣ እናተሰርሐ እናሃለወ ከምኡ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 11 ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራልን ክልላትን ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 11 ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራልን ክልላትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል እንዳሻው ጣሰው፣ ምክትል ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራልን ኮሚሽነራት ምክትል ኮሚሽነራትን ፖሊስ ዓሰርቲኣን ክልላት እናተሳተፉ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 582 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 344 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 582 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 85 ሺሕን 718…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ደብዳበ ሽመት ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሸየሙ ሓደሽቲ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ተቐቢለን Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ደብዳበ ሽመት ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሸየሙ ሓደሽቲ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ተቐቢለን። እተን ፕሬዚዳንት፥ ደብዳበ ሽመት ሓደሽቲ ኣምባሳደራት ሴራሊዮን፣ ኣየርላንድ፣ ኔዘርላንድስ፣ ፊንላንድ፣ ስዊድንን ፖላንድን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኽፋል ናብ ውልቀ ንምዝውዋር ዝተጀመረ ከይዲ ደው ከምዝበለ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኽፋል ናብ ውልቀ ንምዝውዋር ዝተጀመረ ከይዲ ደው ከምዝበለ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣፈፃፅማ መደባት ርባዕ ዓመት 2013 ዓ.ም ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቦም። እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረተሰብ ብዝተረፉ መዓልቲታት ብዘይምዝንጋዕ ነባር ኖት ብር ብሓዱሽ ንኽቕይር ብሄራዊ ባንኪ ፀዊዑ Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ብዝተረፉ መዓልቲታት ብዘይምዝንጋዕ ነባር ኖት ብር ብሓዱሽ ኖት ብር ክቕይር ከምዝግባእ ምክትል ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣይተ ሰለሞን ደስታ ኣተሓሳሲቦም። እቶም ምክትል ገዛኢ ኣብ ዘሃቡዎ መግለፂ ከምዝሓበሩዎ፥ ክሳብ ሕዚ ኣብ ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 39 መንፈሳዊ ሰበካ ጉባኤ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 39 ሓፈሻዊ መንፈሳዊ ሰበካ ጉባኤ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ዝተረኸቡ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ፥ ቤተክርስቲያን ኣብ ክሊ ምርግጋፅ ልምዓት፣…