ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደ/ር ኣዲስ ኣለም ባሌማ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዋይ ኣመራርሓ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዝነበሩ ዶክተር ኣዲስ ኣለም ባሌማ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ዶክተር ኣዲስ ኣለም ኣብ ጉጅለ ፀረ ሰላም ተወዲቦም ብምስራሕ ተጠርጢሮም ኢዮም ቤት ፍርዲ ቀሪቦም ዘለዉ፡፡ እቶም ተጠርጣሪ ኣምባሳደር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ኬንያ ዘካየዱዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ኬንያ ዘካየዱዎ ናይ ክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም። ኣብ ኬንያ ዝተኻየደ ዑደት ስራሕ ዞባዊ ምትእስሳር ኣብ ዝረብሑ ሓበራዊ ፕሮጀክታት መሰረተ ልምዓት ዘተኮረ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓልቲ ቤት ኣንባሳደር ስዩም መስፍንን ወዶምን ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ በዓልቲ ቤት ኣምባሳደር ስዩም መስፍን ወይዘሮ ፈለገህይወት በርሀን ወዶም ኣግኣዚ ስዩምን ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ክልቲኦም ተጠርጠርቲ ድሕሪ 30 መስከረም መንግስቲ የለን ብምባል፥ ካብ ጉጅለ ሓይሊታት ፀረ ሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተቛረፀ ግልጋሎት ቴሌኮም ሙሉእ ብሙሉእ ንምጅማር እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝተቛረፀ ግልጋሎት ቴሌኮም ሙሉእ ብሙሉእ ንምጅማር እናተሰርሐ ከምዝኾነ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ወይዘሪት ፍሬህይወት ታምሩ ኣፍሊጠን። ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ሪጂን ሰሜን ዘጋጠመ ሓደጋ ኣብ መቐለን ሽረ ዘለዉ ዋና ጣቢያታት ዘለዎም መማረፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ስርናይ ናብ ክልል ትግራይ ይጓዓዝ ኣሎ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ስርናይ ናብ ክልል ትግራይ እናተጓዓዘ ምዃኑ ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ሎሚ መኣልቲ ልዕሊ 12 ሺሕ ኩንታል ስርናይ ዝፀዓና 30 ተሸከርከርቲ ናብ ከተማ መቐለ ምእታወን እቲ ኮሚሽን ገሊፁ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ክምለስ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝምለስ ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሓይሊ ሪጅን ሰሜን ኣፍሊጡ። ብፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ብከበድቲ መሳርሒታት ዝተወቕዑ ዓበይቲ መስመራት መተሓላለፍቲ ሓይሊ ፅገና ብምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፍርዲ ገበን ምፍፃሞም ዘመላኽቱ ሰፋሕቲ መረዳእታታትን ሰነዳታትን ስለዘለዉ 12 ተወሰኽቲ መዓልቲታት ፈቒዱ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቤት ፍርዲ እኒ ብርጋዴር ጀነራል ገብረመድህን(ወዲ ነጮ) ሓዊሱ ሸውዓተ ላዕለዎት መኮንናት መርማሪ ፖሊስ ብዘካየዶ ምርመራ ገበን ምፍፃሞም ዘመላኽቱ ሰፋሕቲ መረዳእታታትን ሰነዳታትን ስለዘለዉ 12 ተወሰኽቲ መዓልቲታት ፈቒዱ። ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ካብ ሃገር ዝወፅኡን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝተሓብኡን ብገበን ዝተረኸቡ ሃፍቲታት ንምላስ ከምዝተዳለወ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፤ 1 ታሕሳስ ፤2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ካብ ሃገር ዝወፅኡን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝተሓብኡን ብገበን ዝተረኸቡ ሃፍቲታት ንምላስ ከምዝተዳለወ ገሊፁ። እቲ ትካል ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝሓበሮ፥ ብዋንኡ ብገበን ዝተረኸቡ ሃፍቲታት ንምምላስ ዘኽእል ስርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብጁንታ ህወሓት ተዓጊቶም ካብ ዝነበሩ ብርጋደል ጀነራል አዳምነህ መንገስቴ ሓዊሱ ኣስታት 1 ሺሕ ዝኾኑ ላዕለዎት መኮነናት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሓራ ወፂኦም Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፤ 30 ህዳር፤2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ህወሓት ንእንግዶት ኢሉ ፀዊዑ ዓጊቱዎም ካብ ዝነበረ ብርጋደል ጀነራል አዳምነህ መንገስቴ ሓዊሱ ኣስታት 1 ሺሕ ዝኾኑ ላዕለዎት መኮነናት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፥ ኣባላት ፖሊስ ፌዴራልን ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ብሓባር ብምዃን ብዝገበርዎ ዳህሳስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይን ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁኑ ኬንያታን ናብ ግዝኣት ላሙ ኣምሪሖም Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁኑ ኬንያታን ናብ ግዝኣት ላሙ ኣምረሖም። ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ዑደት ንምግባር ናብ ኬኒያ ዘምርሑ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ብምዃን…