ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድዝመፅ ቀዳም ምሃብ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድዝመፅ ቀዳም 4 መጋቢት 2013 ዓ.ም ምሃብ ከምዝጅመር ሚኒስቴር ጥዕኛ ኣፍሊጡ። እቲ ክታበት ኣብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ዝተረኸቡሉ ከምዝወሃብ እቲ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ሓገዝ 137 ነጥቢ 35 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ሓገዝ 137 ነጥቢ 35 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም። ዝቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ወይዘሪት ያስሂን ወሃብራቢን ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኦስማን ዲዮን ተፈራሪሞምዎ። ዓለም ለኸ ምሕዝነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሊንዳ ቶማስ ግሪንፊልድ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ትኹረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ንቤት ምኽሪ ሰላምን ድሕንነትን ሕብረት ኣፍሪካ መብርሂ ሂቦም Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ንቤት ምኽሪ ሰላምን ድሕንነትን ሕብረት ኣፍሪካ መብርሂ ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ቅድሚ ለውጢ ዝተፈጠረ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኣረዲኦም። ነቲ ህዝባዊ ምንቅሳቓስ ስዒቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ቀጠናዊን ዛዕባ ትኹረት ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቶም መራሕቲ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን “ሓድነት ንኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ግዝኣታት ዋሸንግተን ዲሲን ኒውዮርክን ሰላማዊ ሰልፊ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን “ሓድነት ንኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ግዝኣታት ዋሸንግተን ዲሲን ኒውዮርክን ሰላማዊ ሰልፊ ከምዝካየድ ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ገሊፆም። “ኣብ ወፃኢ ሃገራት ዝንዝሑ ናይ ሕሶት ፕሮፓጋንዳታት ምስሊ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ 5 ፋብሪካታት ብሙሉእ ዓቕመን ስራሕ ጀሚረን Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣካብነት ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ዝምራሕ ኮሚቴ ሚኒስትራት ብሄራዊ ማእኸል መተሓባበሪ ሃንደበታዊ ሓደጋ ሰብሳቢነት የሚመራው ኣኼባ ኣካይዱ፡፡ ኣብቲ ኣኼባ ኣባል ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት እቲ ኮሚቴ ኣብ ክልል ትግራይን ዞባ መተከልን…
Uncategorized ኣይተ ስብሓት ነጋ ሓዊሱ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ተጠርጠርቲ ግቡእ ብዝኾነ መገዲ እናተኣናገዱ ምዃኖም ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ እዋናዊ ኩነታት ክልል ትግራይ ተተሓሒዙ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ተጠርጠርቲ ግቡእ ብዝኾነ መገዲ እናተኣናገዱ ምዃኖም ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ዶክተር ዳንኤል በቀለን ላዕለዎት ሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ካናዳ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርነብ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ካናዳ ማርክ ጋርኒው ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብ እዋን እቲ ዘተ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ገለፃ ዝገበሩ እንትኾኑ፥ ኣብቲ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ የመን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ዝበፅሐ ጉድኣት ብዝምልከት ብቐረባ እናተኸታተሎ ምዃኑ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)28 ለካቲት 2013 ዓ.ም ኣብ ርእሰ ከተማ የመን ሰንዓ ቤት ህንፀት ብዝተፈጠረ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብቲ ቤት ህንፀት ዝነበሩ እሱራት ሓደጋ ሞትን መቑሰልቲን ከምዝበፅሐ ኣብ ሙስካት (ኦማን) ዝርከብ ኤምባሲ ፌዴሪኢ ናብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ…