ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ሲምፖዚየም መበል 15 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ሲምፖዚየም መበል 15 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራሕ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ኣይተ…