በቢመዓልቱ ልዕሊ 300 ተሓከምቲ ኮቪድ-19 ናብ ፅኑዕ ሕክምና ከምዝኣትዉ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በቢመዓልቱ ልዕሊ 300 ተሓከምቲ ኮቪድ-19 ክትትል ፅኑዕ ሕክምና ከምዘድሊዮምን ካብ ሞንጎ እዚኣቶም ክሳብ 50 ዝበፅሑ ንመተንፈሲ ኣካል ዝሕግዝ ማሽን ዘድሊዮም ምዃኑን ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ…