ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሰራዊት ምክልኻል ኣንፀባራቒ ዓወት ብምምዝጋቡ ዝተሰመዖ ሓጎስ ገለፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ኣንፀባራቒ ዓወት ብምምዝጋቡ ዝተሰመዖ ሓጎስ ገለፁ።
“መላአእ ህዝቢ ኢትዮጵያ እንኳዕ ደስ በለኩም” ክብል እውን ገሊፁ።
እቲ ባይቶ፥ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጠጠው…