ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ኣብ ቀጠናዊን ኩለመዳይ ጉዳያትን ከምዝተላዘቡ ኣብ ትዊተር ገፆም ኣፍሊጦም። ብተወሳኺ ኢትዮጵያን ውድብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገምጋም ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት በቢኣብያተ ዕዮኡ ዝተኻየዱ ዓበይቲ ፍፃመታት ዝተርኣዩሉ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት በቢኣብያተ ዕዮኡ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋራሕ ዝተኻየዱ ዓበይቲ ፍፃመታት ዝተርኣዩሉ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ምቹዋት ኩነታት፣ ዕናቅፋታት፣ ምንቅስቓሳት ማሕበራዊ ሓላፍነት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንመከላኸሊ ኣየር ብሓዱሽ ዲዛይን ዘስረሖ መፍለዪ ኣርማን ዘህነፆ ሓዱሽ መገዲ ኣስፓልትን ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤ.ቢ.ሲ)ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ንመከላኸሊ ኣየር ብሓዱሽ ዲዛይን ዘስረሖ መፍለዪ ኣርማን ዘህነፆ ሓዱሽ መገዲ ኣስፓልትን ኣመሪቑ። እቲ መፍለዪ ኣርማን ሓዱሽ ኣስፓልት መገዲን መሪቖም ብምኽፋት መደረ መምርሒ ስራሕ ዘስምዑ፥ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኦሮሚያ ንክልል ሲዳማ ብር 100 ሚሊየን ሓገዝ ክገብር ኢዩ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2021 0 አዲስ አበባ ፣ የካቲት 15 ፣ 2013 (ኤ.ቢ.ሲ)ክልል ኦሮሚያ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ምስረትኡ ንዘካየደ ክልል ሲዳማ ብር 100 ሚሊየን ሓገዝ ከምዝገብር ፕሬዚዳንት እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። ኣይተ ሽመልስ እዚ ዝገለፁ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምስረታ ኣብ ዘስምዑዎ መደረ ኢዩ። ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 6 ኣዋርሕ የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 6 ኣዋርሕ ኣብ ኮይሻ የካይድ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝመርሑዎ እቲ ገምጋም ኣፈፃፅማ፥ ካብ ኣዲስ ኣበባ ወፃእ እንትካየድ ንፈለማ እዋን ኢዩ ተባሂሉ። ንሓደ መዓልቲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኒው ዮርክ ንግድብ ህዳሰ ድጋፍ ዝህብን ተኻታዒን ጉጅለ ተጣይሹ Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤ.ቢ.ሲ)ኣብ ኒው ዮርክ ንዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ድጋፍ ዝህብን ተኻታዒን ጉጅለ ምጥያሹ ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ታየ ኣፅቀስላሴ ኣብ ትዊተር ገፆም ገሊፆም። ብመርበብ ሓበሬታ ኣብ ዝተሳለጠ ኣብቲ ምጥያሽ ጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብጀነራል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኢሚሬታት ዓረብ ዑደት እናገበረ ይርከብ Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዲሪኢ ብጀነራል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኢሚሬታት ዓረብ ዑደት እናገበረ ይርከብ። ኢታማዡር ሹም ጀነራል ብርሃኑ ጁላ፥ ምስ ውሲ ወምበርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ፍሉይ ወረዳ ኮንታ ንሆስፒታል ኮንታ ዝኸውን እምነ ኩርናዕ ኣምቢሮም Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 የካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፍሉይ ወረዳ ኮንታ ንሆስፒታል ኮንታ ዝኸውን እምነ ኩርናዕ ኣምቢሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ከምዝበልዎ፥ ሓደ ኣካል መኣዲ ንሃገር ኡዩ። ኣብ ክልተ ኣዋርሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃላላ ኬላ ተዘሪቡ ዘይፅገብ ታሪክ ዘለዎ ከባቢ ኢዩ- ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሃላላ ኬላ ተዘሪቡ ዘይፅገብ ታሪክ ዘለዎ ከባቢ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መኣዲ ንሃገር መርሃ ግብሪ ምጅማር ቀዳማይ ምዕእኣፍ ህንፀት ፕሮጀክት ኮይሻ ብምርካብ መደረ ኣስሚዖም። ንሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መኣዲ ንሃገር ንምጅማር መርሃ ግብሪ ፕሮጀክት ኮይሻ ዞባ ዳውሮ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መኣዲ ንሃገር ንምጅማር መርሃ ግብሪ ፕሮጀክት ኮይሻ ዞባ ዳውሮ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ዞባ፣ ወረዳ ሎማ እንትበፅሑ ሕብረተሰብ እቲ ከባቢ ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሩሎም። ኣብ ጣቢያ…