ቅድሚ 2 ሰዓታት ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ተቛሪፁ ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያን ተመሊሱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ 2 ሰዓታት ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ተቛሪፁ ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያን ከምዝተመለሰ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ሎሚ መዓልቲ ካብ ሰዓት 7 ጀሚሩ ብዘጋጠመ ፀገም ቴክኒክ…