Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኳታራዊ በዓል ሃፍቲ ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ናይ 100 ሺሕ ዶላር ቦንድ ንኻልኣይ ግዘ ዓዲጎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኳታራዊ በዓል ሃፍቲ ኣብደላህ ሳሌም ሱሌይቲን ብስም ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ትካሎም ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ናይ 100 ሺሕ ዶላር ቦንድ ንኻልኣይ ግዘ ዓዲጎም። እቶም በዓል ሃፍቲ ኣብ 2007 ዓ.ም ተመሳሳሊ መጠን ዘለዎ ቦንድ ብምዕዳግ ደገፎም…

ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝነበሩ ተጋሩ ይዘተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝነበሩ ተጋሩ ይዘተ ምህላዉ ተገሊፁ። ዕላማ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ምኽባር ሕጊን ኣብዚ ሐዚ እዋን ዝሳለጥ ዘሎ ነቲ ክልል መሊስካ እግሪ ናይ ምትካል ስራሕቲን ግደ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 300 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 867 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 300 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ልዕሊ 2 ሺሕን 700 ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ኲናት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፈ ሓደ ወርሒ ልዕሊ 2 ሺሕን 700 ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ኲናት ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ምስ ፖሊስ ፌደረራልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ብምውዳድ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 6ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 6ይ ዓመት 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ፥ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝርከብ መእከቢ ኣዳራሽ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ብመሰረት ደምቢ ቁፅሪ ዓንቀፅ 92 ኣሰራርሓ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ጊኒ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ትማሊ ምሸት ናብ ጊኒ ኣቲየን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ጊኒ ከተማ ኮናክሪ እንትበፅሓ ድማ ፕሬዚዳንት ጊኒ ኣልፋ ኮንዴ ኣቀባብላ ገይሮምለን፡፡ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ጊኒ ዘቕነዓ፥ ኣብ በዓል ሽመት…

ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጀመረ ከይዲ ስግግር ኣብቲ ክልል መሰረት ዴሞክራሲ ዘንብር ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጀመረ ከይዲ ስግግር ኣብቲ ክልል መሰረት ዴሞክራሲን ሰናይ ምምሕዳርን ዘንብር ከምዝኾነ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ሙሉ ነጋ ተዛሪቦም። ኣብቲ ከይዲ ስግግር ህዝቢ ጊዚያዊ ኣማሓደርቱ እናመረፀ ብፅቡቕ…

ዘይሻራዊ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣባላት ዘይሻራዊ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ምጥያሹ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጦም። መመሓየሺ ፕሮግራም መንግስቲ ባዓወት ንምፍፃምን ኣብ ሓፈሻዊ ምዕባለን ምርግጋፅ ቀፃልነትን ኢኮኖሚ ምኽሪ ሰብ ሞያታትን ሙሁራንን ከምኡ እውን…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይ ዦ ኢቭ ለድሮዮ ተዛቲየን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ኣብ በዓል ሽመት ፕሬዚዳንት ኮትዲባር ኣላስታ ኦታራ ንምርካብ ናብቲ ቦታ ምኻደን ይፍለጥ፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት…

መስመር ኣየር ክልል ትግራይ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ – በዓል መዚ ሲቪል ኣቪየሽን ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መስመር ኣየር ክልል ትግራይ ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝኾነ በዓል መዚ ሲቪል ኣቪየሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽር ሕጊ ስዒቡ ተዓፂዩ ዝነበረ ክልል ኣየር ካብ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 8 ጀሚሩ መስመር ኣገልግሎት በረራ ክፍቲ…