ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ 12 ሕዳር 2013 ዓ.ም ከተማ ዓዲግራት ካብ ጁንታ ህወሓት ነፃ ወፂኣ Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ 12 ሕዳር 2013 ዓ.ም ከተማ ዓዲግራት ካብ ጁንታ ህወሓት ነፃ ወፂኣ። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ልዕሊ ጁንታ ህወሓት ዓወት ብምምዝጋብ ከተማ ዓዲግራት ሙሉእ ብሙሉእ ነፃ ከምዘውፅኣ መፃረዪ ሓበሬታ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ኩነታት ብዝምልከት ንኣተሓባባሪ ህፁፅ ግዜ ሓገዝን ሰብኣዊ ጉዳያትን ሕመድ መብርሂ ሂቦም Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሕቡራት መንግስታት ድርጅት(ሕመድ) ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ንኣተሓባባሪ ህፁፅ ግዜ ሓገዝን ሰብኣዊ ጉዳያትን ሕመድ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብዝምልከት መበርሂ ሂቦም ኣብቲ እዋን ሰብኣዊ ሓገዛት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ፌዴራል ምስ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ክደራደር ኢዩ ብዝብል ዝተወዘዐ ወረ ሕሾት ኢዩ-መፃሪዪ ሓበሬታ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ፌዴራል ምስ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ክደራደር ኢዩ ብዝብል ዝተወዘዐ ወረ ሕሾት ኢዩ ክብል መፃሪዪ ሓበሬታ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ገሊፁ። ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ሲሪል ራማፎዛ መንግስቲ ፌዴራልን ዘይሕጋዊ ጉጅለ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 452 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 488 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 452 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 104 ሺሕን 879…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዘዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ብምድሃብ ንሲሪል ራማፎዛ መብርሂ ሂበን Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ህዳር፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዘዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ብምድሃብ ንፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ሲሪል ራማፎዛ መብርሂ ሂበን። ኢትዮጵያ ንሕብረት ኣፍሪካ ዘለዋ ልዑል ቦታ መበገሲ ብምግባር እተን እተን ፕሬዚዳንት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣክሱምን ዓድዋን ሙሉእ ብሙሉእ ከምኡዉን ከባቢ ዓዲግራት ተቖጻጺሩ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣክሱምን ዓድዋን ሙሉእ ብሙሉእ ከምኡዉን ከባቢ/ዙሪያ ዓዲግራት ከምዝተቖፃፀረ መፃረዪ ሓበሬታ ህፁፅ ጊዘ ኣዋጅ ኣፍሊጡ። ኣብ ግንባር ምዕራብ ሓይሊ ጉጅለ ህወሓት ዘጥቅዕ ዘሎ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ድሕሪ ሽረ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ረቂቕ መምርሒ ድልድል መራኸብቲ ሓፋሽ ፓርቲታት ፖለቲካን ውልቀ ተወዳደርቲን ዘተ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ረቂቕ መምርሒ ድልድል መራኸብቲ ሓፋሽ ፓርቲታት ፖለቲካን ውልቀ ተወዳደርቲን መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዝምልከት ምስ መራኸብቲ ሓፋሽን ፓርቲታት ፖለቲካን ተዛቲዩ። ዕላማ እቲ ዘተ ሕፁያት ተወዳደርቲ ቅድም ክብል ኣብ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ፊንላንድን ሰነድ ስምምዕነር ደገፍ ገንዘብ 824 ሚሊየን ብር ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ፊንላንድን ሰነድ ስምምዕነር ደገፍ ገንዘብ 824 ሚሊየን ብር ሎሚ መዓልቲ ከምዝተፈራረማ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። እቲ ደገፍ ገንዘብ ንመበል ራብዓይ ዙር ማሕበረሰባዊ ኣቕርቦን ፅሩይ ማይን ፅርየትን ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ። እዋናዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ዘውዴ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ደቡብ ኣፍሪካ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሣህለወርቅ ዘውዴ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣምሪሐን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ጆሐንስበርግ ኦሊቨር ታምቦ አንትበፅሓ ሚኒስትር ማሕበራዊ ልምዓት ደቡብ ኣፍሪካ ሊንዲዌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣርባዕተ ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 705 ሰንጋታትን 7 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብርን ድጋፍ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባታት ቦረና፣ ምዕራብ ጉጂ፣ ምዕራብ ሃረርጌን ፊንፊኔ ዙሪያን ፍሉይ ዞባ ኦሮሚያን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 705 ሰንጋታትን 7 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብርን ድጋፍ ገይሮም። ካብ ኣርባዕቲአን ዞባታት ዝተወከሉ ሓለፍቲ ስራሕን ኣባገዳታትን…