ውሕመን ኣሜሪካን ኣብ ትግራይ ንዝግበር ምትካል እግሪን ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍን ምስ መንግስቲ ሓቢርካ ንምስራሕ ቁርፀኛታት ከምዝኾኑ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት 5፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታትን(ውሕመ)ን ኣሜሪካን ኣብ ትግራይ ንዝግበር ምትካል እግሪን ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍን ምስ መንግስቲ ሓቢርካ ንምስራሕ ቁርፀኛታት ከምዝኾኑ ገሊፆም።
ዋና ፀሓፊ ውሕመ አንቶኒዮ ጉተሬዝን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ…