ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጋዜጠኛ ፍቅሩ ወልዱ ብዘጋጠሞ ሃንደበታዊ ሕማም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ጋዜጠኛ ፍቅሩ ወልዱ ብዘጋጠሞ ሃንደበታዊ ሕማም መንሽሮ/ካንሰር ደም ካብዚ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ብሞት ተፈሊዩ። ጋዜጠኛ ድምፂ ወያነ ትግራይ ዝነበረ ፍቕሩ ወልዱ፥ እቲ ሕማም ምስ በርትዖ ካብ ላዕለዋይ ሕክምና ዓይደር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ዝርከብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትግራይ ተምሃሮ ዩንቨርስቲ እትመሃሩላ ጥራሕ ዘይኮነትስ ኩሉ ጊዜ እትመላለሱላ ገዛኹም ንኽትከውን ኣጠናኺርና ክንሰርሕ ኢና-ዶ/ር ደብረፂዮን Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ መቐለ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም ልዕሊ 4 ሺሕን 200 ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። እቲ ዩንቨርስቲ ንመበል 28 ዙር ኣብ ዘካየዶ ስነ ሰርዓት ምረቓ ተምሃሮ ካብ ቀዳማይ ዲግሪ ክሳብ ፒ ኤች ዲ ትምህርቶም ዝተኸታተሉ ኢዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዓይኒ ዋሪ “ኮሮና እናተኸላኸልና ዓይኒ ዋሪ ኣብ ገዛና” ብዝብል መሪሕ ቃል ክኽበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓይኒ ዋሪ፥ ካብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ማእኸላይ ዞባ ዝመፅኣ ጎራዙ ሓዊሱ ደቂ ኣንስትዮ ከተማ ኣኽሱም ደሚቐን ዝውዕላሉን ባህለን ዝዕቅባሉን ብዓል’ዩ። ብምዃኑ “እንኳዕ ንበዓል ዓይኒ ዋሪ ብሰላም ኣብፀሐክን ኣብፀሐና” ዝበለ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰለስቲኣዊ ኣኼባ ግድብ ህዳሰ 4 መስከረም 2012 ዓ.ም ክቕፅል ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ኣብ ኣመላልኣን ኣሳድዳን ማይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኣድሂበን ዘሳልጥኡ ኣኼባ 4 መስከረም 2012 ዓ.ም ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ማይ፣ መዓድንን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። ሚኒስትራት ጉዳይ ማይ ሰለስቲአን ሃገራት ትማሊ ኣኼባ ከምዘካየዱ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 63 ሰባት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 418 ሰባት በዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 63 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብቶም ዝተመርመሩ እቶም 25 ምስ ዝተፈልጠ ቫይረስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 57 ጣባያታት ትግራይ ዝተርኣየ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ልዕሊ ዘራእቲ ዝኸፈእ ሓደጋ ከየብፅሐ ምክልኻል ይግባእ-ዶክተር ኣትንኩት መዝገቦ Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ወራር ዕስለ ኣምበጣ ኣብ ልዕሊ ዘራእቲ ጉድኣት እንተየብፀሐ ተዋዲድካ ከመይ ምምካት ከምዝከኣል ንህዝብን በቢብርኩ ንዘሎ ኣመራርሓን ኣንፈት ምሃብ ኣገዳሲ ከም ዝኾነ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 733 ሰባት እንትርከቡ 13 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 18 ሺሕን 766 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 733 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 11 ግድባት ከባቢ ዝርከቡ ነበርቲ ክለዓሉን ጥንቃቐ ክገብሩን ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Aug 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ክምቲ ተተሓሒዙ ግድባት ማይ እናመልኡ ስለዝኾኑ ስራሕቲ ምንካይ እናተሰርሐ ምዃኑ መበዓል መዚ ተፋሰሳት ገሊፁ። ምስ እዚ ተተሓሒዙ ክፍጠር ዝኽእል ሓደጋ ውሕጅ ንምክልኻል፥ ኣብ 11 ግድባት ከባቢ ዝርከቡ ነበርቲ ክለዓሉን ጥንቃቐ ክገብሩን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደጋ ውሕጅ ንምንካይ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ተፋሰስ ትኹረት ክግበር ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Aug 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደጋ ውሕጅ ብዘላቕነት ንምንካይ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ተፋሰስ ትኹረት ክግበር ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣተሓሳሲበቦም። እቶም ምክትል ቀዳይ ሚነሲትር ብሓደጋ ውሕጅ ኣብ ዝተጎድኡ ከባቢታት ተመሓላለፍቲ ሕማማት ከይፍጠሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፍርዲ ኣብ እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ዝተረፈ ምስክር ቅድመ ምርመራ ንምስማዕ ተለዋጢ ቆፀሮ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Aug 28, 2020 0 አዲስ አበባ ፣ ነሃሴ 22 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ታረኛ ቆፀሮ መጋባእያ ምድብ ኣራዳ ናይ እኒ ጃዋር መሓመድ ሓዊሱ 14ቲኦም ተጠርጠርቲ ምስክር ቅድመ ምርመራ ንምስማዕ ተለዋጢ ቆፀሮ ሂቡ። ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ሓዊሱ ካብ 4ይ…