ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መቐለን ኣባላት ጉጅለ ገበነኛታት ጁንታን ንምቁፅፃር ዘኽእሎ ስትራተጄክ ቦታታት ሒዙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ህዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መቐለን ኣባላት ጉጅለ ገበነኛታት ጁንታን ንምቁፅፃር ዘኽእሎ ስትራተጄክ ቦታታት ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ።
ህዝቢ ትግራይ ካብ መጀመሪያ ጀሚሩ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎ ውግንና ኣርእዩ ኢዩ ኢሉ።
ሰራዊት ምክልኻል…