ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ንማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ መብርሂ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣቐባሊ ቃል መኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ በዝዓባ ዘሎ እዋናዊ ጉዳይ ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ ንማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ መብርሂ ሂቦም።
እቶም ኣቐባሊ ቃል፥ ንማሕበረሰብ ዲፕሎማሲን መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ…