ብኹሉ ዓውዲ ንምምዕባል እንተተደሊዩ ኣብ ምዝማን ዘፈር ትራንስፖርት ትኹረት ክወሃብ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኹሉ ዓውዲ ንምምዕባል እንተተደሊዩ ኣብ ምዝማን ዘፈር ትራንስፖርት ትኹረት ክወሃብ ከምዝግባእ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም።
ኣይተ ደመቀ እዚ ዝበሉ፥ ኣብ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ዘፈር…