ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ዘበነ ትምህርቲ 2013 ዓ.ም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ዘበነ ትምህርቲ 2013 ዓ.ም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ካብ መዋእለ ህፃናት ክሳብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ፤ ካብ ውልቀ ኣቢያተ ትምህርቲ ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማታት ዘሎ ፀገም ስእነት ሰናይ ምምሕዳር ንምፍታሕ ትኹረት ክወሃቦ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማታት መበገሲ ስእነት ሰላም ዝኾኑ ፀገማት ስእነት ሰናይ ምምሕዳር ንምፍታሕ ትኹረት ክግበረሎም ክምዝግባእ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ እዚ ዝበላ፥ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ እናተሳለጠ ኣብ ዝርከብ ፎረም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተርኣየ ወራር ዕስለ ኣምበጣ ንምክልኻል ዝውዕል ብር 10 ሚሊየን ንምልጋስ ቃል ተኣትዩ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝተርኣየ ወራር ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል ዝውዕል ሓገዝ ንምትእኽኻብ ኣብ ዝተሳለጠ መርሃ ግብሪ ልዕሊ ብር 10 ሚሊየን ንምልጋስ ቃል ተኣትዩ። ኣብቲ ክልል ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል ዝተጣየሸ እዋናዊ ኮሚቴ መተኣኻኸቢ ሓገዝ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓታትን ተወከልቲን ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ምድላው ናውቲ መረፃ ብሄራዊ በሮድ መረፃ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓታትን ተወከልቲን ፓርቲታት ፖለቲካ ብብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ንሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ ዝተገበሮ ምድላው ናውቲ ጎብኒዮም። ኣብቲ ዑደት ኣመራርሓታትን ተወከልቲን ዝተፈላለዩ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ንመርአዪ ዝቐረቡ ጣቢያታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሜጀር ጄኔራል ክንፈ ዳኘው ሓዊሱ ካልኦት ተኸሰስቲ መከላኸሊ መረዳእታ ንከቕርቡ ተለዋጢ ቆፀሮ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብገበን ግዕዝይና ክሲ ብምምስራት ኣብ ቤት ህንፀት ዝርከቡ ዋና ዳይሬክተር ሜቴክ ነበር ሜጀር ጄኔራል ክንፈ ዳኘው ሓዊሱ ካልኦት ተኸሰስቲ መከላኸሊ መረዳእታ ንከቕርቡ ተለዋጢ ቆፀሮ ተዋሂቡ። ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ልደታ ምድብ መበል ሳልሳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝርኣዩ ዘለዉ ጎንፅታትን ዘይምርግጋዕን ንምፍታሕ መራሕቲ ሃይማኖት፣ መንግስቲን ምእመናንን ክሰርሑ ይግባእ – ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ፓትሪያሪክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ ቀዳማዊ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርኣዩ ዘለዉ ጎንፅታትን ዘይምርግጋዕን ንምፍታሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ኢትዮ-ቻይና መርኣያ እወንታዊ ምትሕብባር ኢዩ- ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ርክብ ኢትዮ-ቻይና መርኣያ እወንታዊ ምትሕብባር ቻይናን ኣፍሪካን ከምዝኾነ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ምስ ዥንዋ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኢትዮጵያን ቻይናን ንዝሓለፉ 50 ዓመታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ናብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ኣምሪሐን Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ሎሚ መዓልቲ ኣምሪሐን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣርባ ምንጭ እንትበፅሓ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ደቡብ፣ ኣቦታት ጋሞን ሃይማኖትን ኣቀባብላ ገይረሙለን። ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 144 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተፋኒዮም Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)144 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ከምዝተፋነዎ ቤት ፅሕፈት ቆንፅላ ጄኔራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቶም ዜጋታት ኣብ ዝኸፍአ ኩነታት ዝነብሩ ዝነበሩ ኢዮም ተባሂሉ። ትማሊ ናብ ኢትዮጵያ ዝኣተዎ ሓዊሱ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልታት 276…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 628 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 333 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 628 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 91 ሺሕን 118…