ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምዕራብ ወለጋ ኣብ ልዕሊ 142 ዕጡቓት ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ተወሲዱ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ምዕራብ ወለጋ ኣብ ልዕሊ 142 ዕጡቓት ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኦሮሚያ ኣራርሳ መርዳሳ ኣፍሊጦም። ፍሉይ ሓይሊ ኦሮሚያ ብዝወሰዶ ስጉምቲ 48 ዕጡቓት ኦነግ ሸኔ ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ እንትኾኑ፥ ናብ ሕብረተሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ንመርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ሓበሬታ ምሃብ ዘኽእሉ ኣድራሻታት ዕላዊ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንመርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ሓበሬታ ምሃብ ዘኽእሉ ኣድራሻታት ዕላዊ ኮይኖም። ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ዓንቀፅ 93 ሕገ መንግስቲን ሕገ መንግስታዊ ስርዓትን ካብ ሓደጋ ንምክልኻል ክበሃል ኣብ ክልል ትግራይ ህፁፅ ግዜ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንዘለዉ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም ለጊሶም Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ህዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መላእ ሃገር ዝርከቡ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንዘለዉ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም ለጊሶም። ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣይተ ኣቤ ሳኖ ተረኺቦም ደም ለጊሶም። እቲ ባንኪ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ሩዋንዳ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ሩዋንዳ ፖል ካጋሜ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ነቶም ፕሬዚዳንት መብርሂ ሂቦም። ፕሬዚዳንት ፖል ካጋሜ ብግደኦም፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕጊ ብምኽባር ወፍሪ ህዝቢ ትግራይ ቀዳማይ ተራባሒ ክኸውን ኢዩ-ቤ/ፅ ቀ/ሚኒስቴር Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ንምኽባር ልዕልነት ሕጊን ገበነኛታት ንፍርዲ ንምቕራብን ዘለዎ ቁርፀኝነት ዳግም ከረጋግፅ ኢዩ ክብል ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። ይኹን እንበር ሕጊ ናይ ምኽባር ምንቅስቓስ ኣብ ልዕሊ ብሄር ወይ ብካሊእ ውግንና ዘነፃፀረ ኢዩ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 339 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 778 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 339 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 103 ሺሕን 395…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ “ንኽብሪ ሰራዊት ምክልኻል ጠጠው ክብል ኢየ” ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኣብ ዝርከባ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ “ንኽብሪ ሰራዊት ምክልኻል ጠጠው ክብል ኢየ” ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኣብ ዝርከባ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ተኻይዱ። እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ኣፍሪካ፣ ኣውሮፓን ማእኸላይ ምብራቕን ኣብ ዝርከቡ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ኢዩ ተኻይዱ ዘሎ፡፡ ኣብ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ኣየርላንድን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ ገንዘብ 446 ሚሊየን ብር ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ኣየርላንድን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ ገንዘብ 446 ሚሊየን ብር ተፈራሪመን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ወይዘሪት ያስሚን ዎሃብረቢንን ኣምባሳደር ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮዮጵያ ኒኮላ በርናን ክታሞም ኣንቢረሙሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ኢ-ሰብኣዊ ተግባራት ንከይፍፀሙ ልዑል ክትትልን ቁፅፅርን ይገብር ኣለኹ ኢሉ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ኣብ ክልል ትግራይን ጎረባብቲ ከባቢታትን ኢ-ሰብኣዊ ተግባራት ንከይፍፀሙ ልዑል ክትትልን ቁፅፅርን ይገብር ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ኣብ ክልል ትግራይ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ምእዋጁ ስዒቡ መርማሪ ቦርድ ምጥያሹ ይዝከር።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ኢትዮጵያ “ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ጠጠው ክንብል ኢና” ብዝብል ንሰራዊት ምክልኻል ዘለዋ ድጋፍ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ “ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ጠጠው ክንብል ኢና” ብዝብል ንሰራዊት ምክልኻል ዘለዋ ድጋፍ ገሊፃ። “ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ደው ክንብል ኢና” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተመሓላለፈ ፃውዒት ብምቕባል ላዕለዋይ…