ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ብዝተገበረ ምርመራ ልዕሊ 20 ሺሕን 900 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና እንትልከፉ 365 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ብዝተገበረ ምርመራ 20 ሺሕን 900 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና እንትልከፉ 365 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 9 ሺሕን 68 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ…